Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣልጀርስ ኣብ ዝርከብ  ፋብሪካ መድሓኒት ሳይዳል ዑደት ገይሮም

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣልጀርስ ኣብ ዝርከብ  ፋብሪካ መድሓኒት ሳይዳል ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣልጀርስ ኣብ ዝርከብ  ፋብሪካ መድሓኒት ሳይዳል ዑደት ገይሮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብታ ሃገር ካብ ትማሊ ጀሚሮም ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ከምዘለዉ ይፍለጥ።

ስለዝኾነ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣልጀርስ ኣብ ዝርከብ  ፋብሪካ መድሓኒት ሳይዳል ዑደት ገይሮም።

ካብ ዝጣየሽ ኣስታት 40 ዓመታት ከምዝገበረ ዝዝረበሉ እቲ ሃፍሪካ፥ 20 ዓይነታት መድሓኒት ብምፍራይ ኣብ ኣፍሪካ እቲ ብግዙፍነቱ ዝፍለጥ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣመራርሓ እቲ ፋብሪካ፥ ኣበ ቀረባ እዋን ናብ ኢትዮጵያ መድሓኒት ምልኣኽ ከምእትጅምት ነዚ እውን ትልሚ ተታሒዙ የስራሕ ከምዘሎ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.