Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቱርኪ ናይ እንኳዕ ደሓን መፅኡ ኣቀባብላ ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣  12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቱርኪ ናይ እንኳዕ ደሓን መፅኡ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብታ ሃገር ዘቕንዑ እንትኾኑ፥ ብፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቱርኪ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት፥ ምስ ፕሬዚዳንት ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ኣብ ክልቲኣዊን ቀጠናዊ ናይ ሓባር ጉዳያትን ብምድሃብ ክዛተዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.