Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሕድሳት ኣባይቲ ዓቕሚ ናይ ዘይብሎም ወገናት ኩሉ ንክሳተፍ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሕድሳት ኣብ ኣባይቲ ዓቕሚ ናይ ዘይብሎም ወገናት ኩሉ ንክሳተፍ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸወን ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ናይ ዝነብሩ ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት መንበሪ ኣባይቲ ናይ ምሕዳስ ዓመታዊ መርሃ ገብሪ ኣጀሚሮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ዝረኣናዮ ከቢድ ዝናብ ኩላትና ንዝተፀገሙ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣእዳውና ንክንዝርግሕ ከምህረና ይግባእ ኢሎም።

“ኩላህና ኣብዚ ዓመታዊ ፃዕሪ ነክንተሓባበር ፃውዒተይ አቕርብ” ኢሎም ኣብ መልእኽቶም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.