Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ተወካሊት ንግዲ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ካትሪን ታይን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ተወካሊት ንግዲ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ካትሪን ታይን ዘቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ መራሕቲ ኣሜሪካ ኣፍሪካ ምስ ተወካሊት ንግዲ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ካትሪን ታይን ምዝታዮም ገሊፆም።

ኣብቲ ዘተ ርክብ ንግዲ ክልቲአን ሃገራት ምስፋሕ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበሩ ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.