Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ኣፅናዕኒዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ኣብቲ ቦታ ብኣካል ብምርካብ ኣፅናዕኒዖም።

ብተወሳኺ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ኣብቲ ቦታ ተረኺቦም።

ብታኩ ለገሰ፣ ማቱሳላ ማቴዎስን መለስ ታደለን

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.