Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንሓሙሽተ ትካላት “ሽልማት ዕውቱነት ትካላት ኢትዮጵያ” ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝተሳለጠ ስነ ስርዓት ንሓሙሽተ ትካላት “ሽልማት ዕውቱነት ትካላት ኢትዮጵያ” ኣበርኪቶም።

እቲ ሽልማት ዝተረከቡ፥ ንሚኒስቴር ግብርና፣ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ትካል ኣገልግሎት ፖስታ ኢትዮጵያ፣ ኢትዮጵያ ቴሌኮምን ፕሬጀክት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

እተን ትካላት ምዕባለት ምህዞን ኢትዮጵያ መርኣያ ከምዝኾና ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.