Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናይ እንኳዕ ደስ በለና መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ ኣትሌት ታምራት ቶላ ኣብ ውድድር ማራቶን ፓሪስ ኦሊምፒክ 2024 ቀዳማይ ብምውፃእ ብምዕዋቱ ናይ እንኳዕ ደስ በለና መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ኣብ ፓሪስ ኦሎምፒክ 2024 ጅግና ኣትሌት ታምራት ቶላ ኣብ ውድድር ማራቶን ሜዳሊያ ወርቂ ብምዕታር ሰንደቕ ዓላማና ዳግማይ ልዕል ኢላ ክትውልብለብ ገይሩ ኢዩ ኢሎም።

ብመሰረት እዚ፥ እንቋዕ አሐጎሰና ከብሉ መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.