Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መዕርፎ ነፈርቲ ጎዴ ኡጋዝ ሚራድ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጉዴ ዝተሃነፀ ሓዱሽ መዕርፎ ነፈርቲ ጎዴ ኡጋዝ ሚራድ ብምምራቕ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይሮም።

እቲ ሓዱሽ ተርሚናል መተኣናገዲ ተጓዓዝቲን መዕርፎ ነፈርቲን ፍትሓዊ ተበፃሕነት ልምዓት ዘረጋግፅ ከምዝኾነ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም።

ምቹእ ኣገልግሎት ምሃብ ዘኽአል ከምዝኾነ እውን ሓቢሮም።

ህንፀት ዘካየደሉ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብ ሓደ ግዜ ኣርባዕተ ነፈርቲ ቦይንግ 737 ምትእንጋድ ከምዝኽእል እወን ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.