Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ግብፂ ኣትዮም

አዲስ አበባ፣ ጥቅምት 27፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ግብፂ ሻርም ኣል-ሼይክ ኣትዮም።
ኣብ ጉባኤ ለውጢ ንብረት ኣየር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንምሰታፍ ኢዮም ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኾምን ናብ ግብፂ ዘምርሑ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.