Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንፕሬዚዳንት ሶማሊያ ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንፕሬዚዳንት ሶማሊያ ተቐቢሎም ሓሰን ሼክ መሓሙድ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ከምዘዘራረቡዎም ገሊፆም።

ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼክ መሓሙድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ይፍለጥ፡፡

እቶም ፕሬዚዳንት ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥  ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣመሕድ፥ “ንክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ #ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ መሓሙድ ተቐቢለዮም” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.