Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንዝተፈላለዩ ላዕላዊት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ቦታታት ዝኾኑ ሹመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንዝተፈላለዩ ላዕላዊት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ቦታታት ዝኾኑ ሹመታት ሂቦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብመሰረት ሕገመ መንግስቲ ዓንቀፅ 74(2) ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝስዕቡ ሹመታት ንከፅድቕ ሓቲቶም።

ብመሰረት እዚ፦

  1. ዶክተር ዓለሙ ስሜ – ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን
  2. ኢንጂነር ሃብታሙ ተገኝ – ሚኒስትር ዕደና
  3. ዶክተር ግርማ ኣመንቴ – ሚኒስትር ግብርና ንክኾኑ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሓቲቶም።

ከምኡውን ካብ 10 ጥሪ  2015 ዓ.ም ጀሚሩ

  1. ኣይተ ማሞ ምሕረቱ – ኣመሓዳሪ ብሔራዊ ባንኪ
  2. ወይዘሮ ኣለምፀሐይ ጳውሎስ – ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን
  3. ዲያቆን ዳንኤል ክብረት – ኣማኻሪ ሚኒስትር ማሕበራዊ ጉዳይ ቀዳማይ ሚኒስትር
  4. ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ – ኣማኻሪ ሚኒስትር ፒሊሰ ወፃኢ ቀዳማይ ሚኒስትር
  5. ኣይተ መለሰ ኣለሙ – ብሚኒስትር ማዕርግ ኣተሓበባባሪ ዓውዲ ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ብምዃን ተሸይሞም።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.