Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ዓለም ለኸ ኮሚሽነር ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ዓለም ለኸ ኮሚሽነር ሕብረት ኣውሮፓ ዩታ ኧርፒላይነን ተዛቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ኮሚሽነር ዩታ ኧርፒላይነን ብምርኻብ ኢትዮጵያ ናብ ምዕባለ ንእትገብሮ ፃዕሪ ብዝምልከት ምዝታዮም ገሊፆም።

ብተወሳኺ ዓለም ለኸ ኮሚሽነር ሕብረት ኣውሮፓን ኢትዮጵያን ምትሕብባሮም ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ምልዛቦም ሓቢሮም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.