Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ሓበራዊ ጉዳያት ልምዓትን ብልፅግናን እንግሊዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ፣ ሓበራዊ ጉዳያት ልምዓትን ብልፅግናን እንግሊዝ ጀምስ ክሌቨርሊን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሃዋሳ ተዛቲዮም።

እቲ ዘተ ካብ እዋናዊ ጉዳያት ብተወሳኺ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ክልተኣዊ ርክብ ኣብምጥንኻር ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.