Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ መራሕቲ ተዋጋእቲ ሓይሊታት ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ኣዛዚ ጦር ሱዳን ጀኔራል ኣብደል ፈታህ ኣልቡርሃንን ዋና ኣዛዚ ሓይሊታት ህፁፅ ወሃቢ ደገፍ ሱዳን ሞሓመድ ሃምዳን ዳጋሎን ብስልኪ ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ክልቲኦም መራሕቲ ኣፈላላዮም ብምዝርራብ ንኽፈትሑን ኣብ ሃገሮም ምርግጋዕ ከምፅኡ ኣብ ዝኽእሉሉ ኩነታትን ትኹረት ብምግባር ተመያይጦም።

“ህዝቢ ሱዳን ሰላም የድልዮ” ክብሉ እውን እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም መልእኽቲ ኣመሓላለፊም፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube      

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.