Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሃገራዊ ናይ ፀባ፣ ደርሆን መዓርን ልምዓት መርሃ ግብሪ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ “የሌማት ትሩፋት” ዝተብሃለ ሃገራዊ ናይ ፀባ፣ ደርሆን መዓርን ልምዓት መርሃ ግብሪ ኣጀሚሮም።
እቲ መርሃ ግብሪ ንቐፀሊ 4 ዓመት ዝትግበር እንትኸውን፥ ቀንዲ ሸትኡ ናይ እንስሳት ፍሪያት ንምዕባይ ናይ ምግቢ ውሕስና ምርግጋፅን ናይ ምግቢ ስርዓትን ምምሕያሽ ኢዩ ተባሂሉ።
ብተወሳኺ ናይ ስራሕ ዕድል ፈጠራን ናይ ወፃኢ ነግዲ ኣታዊ ምዕባይ ከምኡወን ካብ ወፃኢ ዝኣቲ ናይ እንስሳ ተዋፅኦ ብሃገር ውሽጢ ምትካእ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.