Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ኣዛዚ ተወርዋሪ ሓይሊ ሱዳን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሓሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣዛዚ ተወርዋሪ ሓይሊ ሱዳን ጀነራል ሞሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣዛዚ ተወርዋሪ ሓይሊ ሱዳን ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎን ልኡኾምን ኣብ ሱዳን ሰላምን ምርግጋዕን ምንጋስ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ንምግባር ከምዝተቐበልዎም ገሊፆም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.