Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)ን ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን  ደቂ ኣኒስቲዮ “ለነገዋ” መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ፥ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያውን ፀገማት ንዝብደሀን ደቂ ኣኒስቲዮ ደገፍ ንክኸውን ዝተጣየሸ “ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን  ደቂ ኣኒስቲዮ ለነገዋ” መሪቖም ከፊቶም።

ካብ ደገፍ ስነ ልቦናን ክንክን ጥዕናን ጀሚሩ ሞያዊ ስልጠናታት ዝህብ እቲ ማእኸል፥ ሓደሽቲ ሜላታት ምውፋራት ስራሕ ዝፈጥርን ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ውሽጢ ማሕበረሰብ ዝግበአን ቦታ ብምሃብ ብቑዓት ዝገብረን ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.