Fana: At a Speed of Life!

“ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛሪቡ ኣሎ” – ሚኒስትር ሓበሬታ ኤርትራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ቀርኒ ኣፍሪካ እቲ ሓቂ ተዛሪቡ ኣሎ” ክብሉ ሚኒስትር ሓበሬታ ኤርትራ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ትዊተር ገጾም ገሊፆም።

ኣብዚ ሰሙን “የኣክል (No More) ብዝብል ሃሽታግ ዳያስፖራታት ኢትዮጵያን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካን ኣሜሪካ ካልኦት ምዕራባውያንን ኢድ ኣእታውነት ብምቅዋም ብሰላማዊ ሰልፊ ምግላፆም ዝፍለጥ እንትኸውን÷ እቶም ዓለም ለኸ ሰልፍታት ተቓውሞ ብኣፍሪካውነት ምልዕዓልን ፍልፍል ኩርዓትን ከምዝኾ እቶም ሚኒስትር ኣብሪሆም።

ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ብሓድነትን ብፍቕሪን ኣብ ሃገሮምን ኣህጉሮምን ኢዶም ዘእትዉ ሓደሓደ ምዕራባውያን ሃገራት ብምኹናን ድሌቶም ብሓባር ከዕውቱ ኢዮም ኢሎም ኣይተ የማነ ገብረመስቀል፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.