Fana: At a Speed of Life!

ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ የካ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም።

ኣብቲ መርሃ ገብሪ ምንባር ሓምላዋይ ኣሰር፥ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ኣዲስ ኣበባን፣ ካልኦት ክፋላት ማሕበረሰብ ተረኺቦም።

#ሓምለዋይኣሰር

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.