Fana: At a Speed of Life!

ሸሊኾም ዝኣተዉ ናይ ጉጅለ ራዕዲ ሸሞንተ ኣባላት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሸሊኾም ዝኣተዉ ናይ ጉጅለ ራዕዲ ሸሞንተ ኣባላት ኣብ ቁፅፅር ምውዓሎም ናይ ደሴ ከተማ ምምሕዳር ኣፍሊጡ። ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ኣበበ ገ/መስቀል፥ ህወሓት ኢትዮጲያዊነት ንክዳኸም ዘይፈንቀሎ እምኒ የለን። ሐዚ ድማ ዝፍፅሞ ዘሎ ግልፂ ወረራ ንምምካት ናይ ደሴ ከተማ ዝተፈላለዩ ግብረ ሓይሊታት ብምቁቛም እቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ሰፊሕ ምድላው እንትገብር ፀኒሑ ናብ ስራሕ ተኣቲዩ ኢዩ ኢሎም። ናይቲ ከባቢ ሰላምን ድሕንነትን ካብ ሰሪጎም ዝኣትዉ ብምሕላው ኣብ ኬላ ተፍቲሽ ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ኣሰሳ ተገይሩ 354 ተጠርጠርቲ ተታሒዞም ጉዳዮም ይፃረ ኣሎ ዝበሉ እቶም ከንቲባ፥ ሸሞንተ ዝኾኑ ምስቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ርክብ ዝነበሮም ኢዮም ኢሎም። ናብቲ ከተማ 100 ሺሕ ዝኾኑ ተፈናቐልቲ መፅዮም ኢዮም ዝበሉ እቶም ከንቲባ፥ ናይ ደሴ ከተማ ህዝቢ ሰፊሕ ድጋፍ ይገብር ከምዘሎ ገሊፆም ክብል ኢቢሲ ፀብፂቡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ! ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ሸሊኾም ዝኣተዉ ናይ ጉጅለ ራዕዲ ሸሞንተ ኣባላት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣  18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሸሊኾም ዝኣተዉ ናይ ጉጅለ ራዕዲ ሸሞንተ ኣባላት ኣብ ቁፅፅር ምውዓሎም ናይ ደሴ ከተማ ምምሕዳር ኣፍሊጡ።

ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ኣበበ ገ/መስቀል፥ ህወሓት ኢትዮጲያዊነት ንክዳኸም ዘይፈንቀሎ እምኒ የለን።

ሐዚ ድማ ዝፍፅሞ ዘሎ ግልፂ ወረራ ንምምካት ናይ ደሴ ከተማ ዝተፈላለዩ ግብረ ሓይሊታት ብምቁቛም እቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ሰፊሕ ምድላው እንትገብር ፀኒሑ ናብ ስራሕ ተኣቲዩ ኢዩ ኢሎም።

ናይቲ ከባቢ ሰላምን ድሕንነትን ካብ ሰሪጎም ዝኣትዉ ብምሕላው ኣብ ኬላ ተፍቲሽ ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ኣሰሳ ተገይሩ 354 ተጠርጠርቲ ተታሒዞም ጉዳዮም ይፃረ ኣሎ ዝበሉ እቶም ከንቲባ፥ ሸሞንተ ዝኾኑ ምስቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ርክብ ዝነበሮም ኢዮም ኢሎም።

ናብቲ ከተማ 100 ሺሕ ዝኾኑ ተፈናቐልቲ መፅዮም ኢዮም ዝበሉ እቶም ከንቲባ፥ ናይ ደሴ ከተማ ህዝቢ ሰፊሕ ድጋፍ ይገብር ከምዘሎ ገሊፆም ክብል ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.