Fana: At a Speed of Life!

ሶማልያ ናይ ኢትዮጵያ ሰደድ ፍሪያታት እትወስድ ብቐዳምነት እትፅራሕ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ኣብ 2013 በጀት ዓመት ኢትዮጵያ ፍሪያታት ግብርና፣ ማዕድንን ማኑፋክቸሪንግን ሰደድ ወፃኢ ብምልኣኽ  3 ነጥብ 62 ቢሊየን ናይ ኣሜሪካ ዶላር ረኺባ።

እቲ ኣታዊ ናብ 136 ሃገራት ብምልኣኽ ዝተረኸበ ኢዩ።

በዚ ድማ ሶማልያ ናይ ኢትዮጵያ ሰደድ ፍሪያታት ብቐዳምነት እትወሰድ ብቐዳምነት እትፅራሕ ኮይና ኣላ።

ኣብ 2013 በጀት ዓመት ካብ ሰደድ ወፃኢ ዝተረኸበ ኣታዊ መስ 2012 ዓ.ም እንትነፃፀር ብ19 ነጥቢ 5 ሚሊየን ናይ ኣሜሪካ ዶላር ወሰኽ ከምዘርኣየ ካብ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.