Fana: At a Speed of Life!

ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዳግማዊ ምኒልክ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዘዓነወ ሓፈሻዊ ሆስፒታል መሃል ሜዳ ልዕሊ 10 ሚሊየን ብር ዝግመት ዘለዎ ኣቑሑት ሕክምና ብሓገዝ ኣበረኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዳግማዊ ምኒልክ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዘዓነወ ሓፈሻዊ ሆስፒታል መሃል ሜዳ ልዕሊ 10 ሚሊየን ብር ዝግመት ዘለዎ ኣቑሑት ሕክምና ብሓገዝ ኣበረኪቱ።

መካየዲ ስራሕ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዳግማዊ ምኒልክ ዶክተር ታደሰ ሃብተዮሐንስ፥ ነቲ ሆስፒታል ከጀምር ዝኽእል ኣልትራሳውንድ፣ ፍሪጅ፣ ኦክሲጅን፣ ዝተፈላለዩ ኣፋውስ፣ ንመጥባሕቲ ዘገልግሉ ማሽናት፣ ከምኡ እውን ዓራታትን ፍርናሻትን ከምዝተበርከቱ ገሊፆም፡፡

ይህ የመጀመሪያው ዙር ድጋፋችን ነው ያሉት ስራ አስኪያጁ፥ በቀጣይም ለሆስፒታሉ የምናደርገውን ድጋፍ እናስቀጥላለን ብለዋል

እዚ ድማ ቀዳማይ ዙር ሓገዝ ከምዝኾ ዝገለፁ እቶም መካየዲ ስራሕ፥ ኣብ ቀፃሊ ነቲ ሆስፒታል ዝግበር ሓገዝ ክቕፅ ኢዩ ኢሎም፡፡

እቲ ሓገዝ ዝተረከቡ መካየዲ ስራሕ ሓፈሻዊ ሆስፒታል መሃል ሜዳ ኣይተ አቶ ወርቅነህ ዘውዴ፥ ንዝተገበረሎም ሓገዝ ብምምስጋን ኣገልግሎት እቲ ሆስፒታል ብዝተረኸበ ሓገዝ ከምዝጅመር ኣመስጊኖም፡፡

በቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ዝዓነዉን ዝተዘረፈ ሓፈሻዊ ሆስፒታል መሃል ሜዳ፥ ኣብቲ ከባቢ ንዝርከቡ ልዕሊ 400 ሺሕ ዜጋታት ኣገልግሎት እናሃበ ከምዝነበረ ምላፁ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮሙዩኒኬሽን ወረዳ መንዝ ገራምድር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.