Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ሰለስተ ዳያኑ ኩዕሾ እግሪ ካብ ፕሪሜር ሊግ ተሰናቢቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጋንታታት ኩዕሾ እግሪ ወላይታ ዲቻን ኢትዮጵያ ቡናን ክሲ ተመስሪቱዎም ዝነበሩ ሰለስተ ዳያኑ ኣብ ዝተረፉ ውድድራት ፕሪሜርሊግ ከይዳንዩ ተኣጊዶም። ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ምስ ሃዲያ ሆሳእና ዝገበረኦ ፀወታ ብዋና ዳይነት ዝመርሑ ፌደራል ዳኛ ሚካኤል ጣዕመ ኣብ ልዕሊ ተፃዋቲ ዘየድሊ ቃላት ከምዝተጠቐሙ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ክሲ ምቕራባ ይዝከር፡፡ ነቲ ጉዳይ ዝተመልከተ ኮሚቴ ብሄራዊ ዳያኑ እቲ ዳይና ጥፍኣተኛ ኮይኖም ስለዝረኸቡዎም ካብ ፀወታ…
Read More...

ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ ኣብ ጂሮ ዲ’ኢታልያ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል ዓስራይ መድረኽ  ጂሮ ዲ'ኢታልያ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ። እቲ ወዲ 22 ዓመት ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ሎሚ መዓልቲ ካብ  ፐስካራ ናብ ጀሲ ኣብ ዝተኻየደ 195 ኪሎ ሜትሮ ዝሸፈነ ውድድር ብሽክለታ ጂሮ ዲ'ኢታልያ ብዘደንቕ ኩነታት ከምዝተዓወተ ተገሊፁ።…

ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትጵያ ኣብ ፅዋዕ ሴካፋ ንዝሳተፋ 23 ተፃወትቲ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትጵያ ብኣሰልጣኒ ፍሬው ሃይለገብርኤል ኣቢሉ ብኣሰናዳእነት ዩጋንዳ ኣብ ዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ ደቂ ኣንስትዮ ዝሳተፋ 23 ተፃወትቲ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ብመሰረት እዚ፦ ሓላዊት ልዳት ታሪኳ በርገና ፣ የምወድሽ ይርጋሽዋን ቤቴሌሄም ዮሃንስ ተኸላኸልቲ ቤቴሌሄም በቀለ፣ ብዙየሁ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ሃድያ ሆሳዕና ንኢትዮጵያ ቡና ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሃድያ ሆሳዕና ንኢትዮጵያ ቡና ስዒራ። ሃዲያ ሆሳእና 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ንኢትዮጵያ ዝሰዓረት እንትትከውን፥ ሳምሶን ጥላሁን ኣብ መበል 22 ደቒቕ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ሃዲያ ሆሳእና ድሕሪ ተኸታታሊ ስዕረት ናብ ዓወት ብምምላስ ነጥባ 32 ክብ ብምባል…

ኣሰልጣኝ ፍሬው ሃይለገብርኤል ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኝ ፍሬው ሃይለገብርኤል ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሸይሞም። ብመሰረት እዚ ድሕሪ መዓልቲታት ብኣሰናዳእነት ዩጋንዳ ክካየድ ኢዩ ትፅቢት ዝግበረሉ ውድድር ኩዕሾ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ሴካፋ ሉሲታት ብኣሰልጣኒ ፍሬው ሃይለገብርኤል ክምረሓ ኢየን፡፡ ኣሰልጣኒፍሬው ሃገራዊት ጋንታ ደቂ…

ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ግብፂ ኣብ ስታዲየም ማላዊ ቢንጉ ክፃወቱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ግብፂ ኣብ ስታዲየም ማላዊ ቢንጉ ክፃወቱ ኢዮም። ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ከምዝገለፆ፥ ቅድም ክብል ዝተመረፀ ስታዲየም ባህርዳር ናይ ካፍ ደረጃ ብዘይምምልኡ ካፍ ኢትዮጵያ ንምፅራይ ዋንጫ ኣፍሪካ እትገብሮ ፀወታ ኣብ ካሊእ ሃገር ስታዲየም ንክትገብር ምውሳኑ ይዝከር። ስለዝኾነ…

ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ዓመተ 2022 ክትሳተፍ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ዓመተ 2022 ክትሳተፍ ኢያ። ብ5 ሺሕን 10 ሺሕን ሜትራት ከምኡውን ብፍርቂ ማራቶን ክብረ ወሰን ዓለም ዝወነነት ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ዓመተ 2022 ከምእትሳተፍ ኣትሌቲክስ ዓለም ኣፍሊጡ። እታ ኣትሌት ኣብ ዓመት 2021 ኣብ ዝገበረቶ ውድድር ፍርቂ…