Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኢትዮጵያ ኣብ ንመበል 18 ግዘ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም 2ይ ደረጃ ሒዛ ትርከብ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኦሪጎን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 18 ግዘ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም 2ይ ደረጃ ሒዛ ትርከብ። ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮና ክሳብ ሕዚ 3 ወርቂን ሰለስተ ብሩርን ሜዳሊያታት ብምምፃእ ኢያ ካብ ኣሜሪካ ቀፂላ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ትርከብ፡፡ ኣብ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ለተሰንበት ግደይ ፈላማይ ሜዳሊያ ወርቂ፣ ብማራቶን ውድድር ብክልቲኡ ፆታ ኣትሌታት ታምራት ቶላ ጎይተቶም ገብረስላሴን ክልተ ሜዳሊያ ወርቂ ንሃገሮም ኣመዝጊቦም፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ብማራቶን ደቂ…
Read More...

ብውድድር መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብውድድር መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኡ። ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ነቲ ርሕቐት ብ8፡26.01 ብምዝዝም ካልኣይ ብምዃን ኢዩ ተዓዊቱ። ኣብቲ ውድድር ሞሮኮ ሜዳሊያ  ወርቂ፣ ኬኒያ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ። ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ኣብቲ ሻምፒዮና ሰለስተ ወርቂን ሰለስተ…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ብውድድር 1 ሺሕ 500 ሜትሮ ካልአይቲ ብምውፃእ ሜዳሊያ ብሩር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ብውድድር 1 ሺሕ 500 ሜትሮ ደቂ ኣንስቲዮ ካልአይቲ ብምውፃእ ሜዳሊያ ብሩር ተዓዊታ። ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያ ሳልሳይ መዳሊያ ብሩር ዓቲራ። ኣብቲ ውድድር ኬኒያ ወርቂ ብሪታኒያ ድማ ነሓስ ሜዳሊያ ረኺበን። ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ሰለስተ ወርቂን ሰለስተ ብሩርን…

ኣትሌት ጎይቶም ገ/ስላሰ ኣብ ውድድር ፍፄመ ማራቶን ሻምፒዮና ዓለም ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣብ ውድድር ፍፄመ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ጎይተቶ ገብረስላሰ ንሃገራ ሳልሳይ ሜዳልያ ወርቂ አመዝጊባ፡፡ ቅድሚ ሰዓታት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ሜዳልያ ጎይተቶም ገብረስላሴ ብዓወት ዛዚማ። ጎይተቶም ገብረስላሴ፥ እቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 18 ሰከንድን 11 ማይክሮ…

ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኬኒያ ኣብ ልዕሊ ለተሰንበት ጊደይ ዘቕረቦ ክሴታ ተነፂጉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኬኒያ ኣብ ልዕሊ ለተሰንበት ጊደይ ዘቕረቦ ክሴታ ተነፂጉ። ኣብ ወድድር 10 ሺሕ መሄትሮ ደቂ ኣኒስትዮ ኣብ ናይ መወዳእታ ካልኢታት ኣትሌት ለተሰንበት ንሄለን ኦቢሪ ብኩርንዓ ወቒዓ ብዘብል ኬኒያ ንዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ቅርታ ኣቕሪባ። ይኹን እንበር ለተሰንበት ንሄለን ኣብ ወወዳእታ እቲ ውድድር…

ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ብሰለስተ ውድድራት ፍፃመ ክትሳተፍ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ኦሪገን ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም፥ ኢትዮጵያ ብሰለስተ ውድድራት ፍፃመ ክትሳተፍ ኢያ። ብብመሰረት እዚ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 10:15 ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ፣ ኣባበል የሻነህን ኣሸቴ በከሪን ክሳተፉ ኢዮም። ለይቲ 11፡20 ኣብ ዝካየድ ውድድር…

ፍፃመ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ 10 ሽሕ ሜትሮ ሎሚ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍፃመ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ 10 ሽሕ ሜትሮ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4:20 ክካየድ እዩ። ኣብ ኦሪገን ኣሜሪካ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 18 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ኢትዮጵያ ናይ 10 ሽሕ ሜትሮ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ውድድር ፍፃመ ከተካይድ እያ። ኣብ ፍፃመ እቲ ውድድር ድማ ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ፣ ኣትሌት…