Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ጋንታታት ወልቂጤ ከተማን ኢትዮጵያ መድንን ዓወት ቀኒዑወን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀዋታትት ኣተኣናጊዱ። ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዝተኻየደ ፈላማይ ፀወታ÷ ጋንታ ወልቂጤ ከተማ ኣብ ሓዱሽ ዓመት ውድድር ካልኣይ ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ወልቂጤ ንጋንታ ባህርዳር ከተማ ብብሕታዊት ሽቶ ተመስገን በጅሮንድ 1 ን 0 ስኢራ፡፡ 10 ሰዓት ኣብ ዝተኻየደን 7 ሽወት ኣብ ዝተቖፀሩሉን ፀወታ ድማ ጋንታ ኢትዮጵያ መድን ንኣርባምንች ከተማ 4 ን 3 ክትስዕር ክኢላ። ኣሸናፊ ፊዳ ሓንቲ ሽቶ ተመስገን ደረሰ ክልተ ሽቶ ንጋንታ ወላይታ ዲቻ…
Read More...

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ምስ ሶማሊያ መሰትኡ ሎሚ ክፃወት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ምስ ሶማሊያ መሰትኡ ሎሚ ክፃወት ኢዩ ። እቲ ውድድር ኣብ ዋንጫ ኣፍሪካ መፃረዪ ውድድር ሴካፋ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብ ምድብ “ሀ” ዝተደልደለ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየን ኣበበ ቢቂላ ፀወትኡ ከምዘካይድ ተሓቢሩ።…

ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብ ውድድር ማራቶን ለንደን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብ ውድድር ማራቶን ለንደን ተዓዊታ። ኣትሌት ያለምዘርፍ÷ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 17 ደቒቕን 25 ሰከንድን ብዝኾነ ገዘ ብምእታው ኢያ ተዓዊታ፡፡ ብተመሳሳሊ ኣብ ለንደን ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ÷ ኣትሌት ልኡል ገብረ ሥላሴ ካልኣይ ከምኡ እውን ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ሓምሻይ…

ተሳተፍቲ ሃገራት ውድድር ኩዕሾ እግሪ ሴካፋ ትሕቲ 17 ዓመት ናብ ኣዲስ ኣበባ የኣትዋ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየድ ውድድር ኩዕሾ እግሪ ትሕቲ 17 ዓመት ቤት ምኽሪ ማሕበራት ኩዕሾ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ)ተሳተፍቲ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ጀሚረን። ከተሳታፊ ሀገራት መካከል የብሩንዲ፣ የደቡብ ሱዳን እና ሶማሊያ ከ17 ዓመት ብሔራዊ ቡድኖች ትናንት ማምሻውን አዲስ አበባ…

ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሻምፒዮን ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሻምፒዮን ፅዋዕ መበል 16 ከተማ ኣዲስ ኣበባ (ሲቲ ካፕ) ኮይና። ናይ ፍፃመ ፀወታ ምስ ጋንታ መከላከያ መቻል ዝገበረት ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ÷ ብብሕታዊት ሽቶ ሃብቶም ገብረእግዚኣብሄር 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ሻምፒዮን ክትከውን ክኢላ። ቅዱስ ጊዮርጊስ ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ…

ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ኣብ ማራቶን በርሊን ክበረ ወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓቲ ኣብ በርሊን ዝተኻየደ መበል 48 ውድድር ጉያ ማራቶን በርሊን ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ክበረ ወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ተዓዊታ። ኣትሌት ትእግስት 2 ሰዓት 15 ደቒቕ 37 ሰከንድ ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኢያ ሓዱሽ ክብረ ወሰን እቲ ቦታ ኣመዝጊባ ዘላ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ኪፕቾጌ ኣብ ማራቶን በርሊን ክበረ ወሰን ብምስባር ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያዊ ኣትሌት ኢሉድ ኪፕቾጌ ኣብ ማራቶን በርሊን ናይ ባዕሉ ክበረ ወሰን ብምስባር ተዓዊቱ። ሓበሬታ ኣትሌቲክስ ዓለም ከምዝሓበሮ÷ እቲ ኣትሌት ሎሚ መዓል ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን በርሊን 2:01:09 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዲሙ ብዝነበረ ሰዓት 30 ሰከንድ ብምምሕያሽ ክብረ ወሰን ሰይሩ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…