ስፓርት
ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ሰንበት ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ቫሌንሲያ ትፅቢት ይግበረላ
ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወናኒት ክብረ ወሰን ዓለም ደቂ ኣነስትዮ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ሰንበት ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ቫሌንሲያ ክትዕወት ኢያ ዝብል ልዑል ግምት ተዋሂቡዋ።
ጓ 24 ዓመት ኣትሌት ለተሰንበት÷ ኣብ 5 ሺሕ ሜትሮ ርሕቐት 14 ደቒቕ 06 ሴኮንድ፣ ኣብ 10 ሺሕ ሜትሮ ርሕቐት 29 ደቒቕን 01 ሴኮንድ፣ ከምኡ እውን ፍርቂ ማራቶን ብ62 ደቒቕን 52 ሴኮንድን ብምእታው፤ ኣብ ሰለስተ ርሕቐታት ወናኒት ክብረ ወሰን ኢያ፡፡
ኣትሌት ለተሰንበት ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ዝሐሸ ሰዓት ዘለዋ እንትትከውን÷ ኣብ…
Read More...
ሎሚ መዓልቲ ምሸት ናይ መወዳእታ ናይ ምድብ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ምድብ ሰውዓተን ሸሞንተን ዝርከባ ሃገራት ናይ መወዳእታ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡
ኣብ ምድብ ሸውዓተ ዝርከባ ብራዚልን ካሮን ከምኡ እውን ሰርቪያን ስዊዘርላንድን ምሸት 4 ሰዓት ክራኸባ ኢየን፡፡
ኣብቲ ምድብ በራዚል ሽዱሽተ ነጥቢ ብመሓዝ ናብ ዝቕፅል ዙር ምሕላፋ ዘረጋገፀት…
ሎሚ ኣብ ዝካየድ ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ጀርመን ምስ ኮስታሪካ ዝገብርኦ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ
ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 22 ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ጀርመን ምስ ኮስታሪካ ዝገብርኦ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ።
እተን ጋንታታት ምሸት ሰዓት 4 ምሸት ፀወተአን ከካይዳ ኢየን።
ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ጃፓን ምስ ስፔን ክፃወታ ኢየን።
ስፔን 4 ነጥቢ ብምሓዝ ኣብቲ ምድብ መራሒት እንትትከውን፥ ጃፓንን ኮስታሪካን ድማ…
ክርስቲያኖ ሮናልዶ ናብ ጋንታ ስዑድ ዓረብ ኣል ናስር ንምፅምባር ምስምዕምዑ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖርቹጋላዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምጥቃዕ ክርስቲያኖ ሮናልዶ ናብ ጋንታ ስዑድ ዓረብ ኣል ናስር ንምፅምባር ምስምዕምዑ ይንገር ኣሎ።
ፀብፃብ ሚረርን ደይሊ ሜይልን ከምዝሕብሮ÷ ሮናልዶ ኣብ ዓመት 173 ሚሊየን ዩሮ ከምዝኽፈሎን እዚ ድማ ሮናልዶ ክባር ተኸፋሊዓለምና ከምዝገብሮን ተገሊፁ።
ሮናልዶ ምስ ፔርስ ሞርጋን ዝገበሮ ኣካታዒ…
ኣርጀንቲና ናይ ፅዋዕ ዓለም ፃንሒታ ዝውስን ፀወታ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክተካይድ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ምድብ ሰለስተን ኣርባዕተን ዝርከባ ሃገራት ናይ መወዳእታ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡
ኣብ ምድብ ኣርባዕተ ዝርከባ ቱኒዚያን ፈረንሳይን ከምኡ እውን ኣውስትራሊያን ዴንማርክን ምሸት 12 ሰዓት ክራኸባ ኢየን፡፡
ኣብቲ ምድብ ፈረንሳይ ሽዱሽተ ነጥቢ ብመሓዝ ናብ ዝቕፅል ዙር ምሕላፋ…
ተናሓናሕቲ ፖለቲካ ኢራንን ኣሜሪካን ድሕሪ 24 ዓመታት ኣብ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክራኸባ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተናሓናሕቲ ፖለቲካ ኢራንን ኣሜሪካን ድሕሪ 24 ዓመታት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ክራኸባ ኢየን።
ኣብ ምድብ ክልተ ናይ መወዳታ ፀወታ÷ ኢራንን ኣሜሪካን ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ኣብ ስታዲየም ቱማማ ፀወተአን ክገብራ ኢየን፡፡
ክልቲአን ሃገራ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1998 ፈረንሳይ ኣብ ዘሰናደአቶ ፅዋዕ ዓለም…
ኣብ ፅዋዕ ዓለም ካሜሩንን ሰርቢያን 3 ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ካሜሩንን ሰርቢያን ሰለስተ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን።
ኣብ ምድብ ሸውዓተ ዝርከባ ካሜሩንን ኣብ ዘካየደኦ ካልኣይ ዙር ፀወተአን ካሜሩን ብ ሰርቢያ ተበሊፃ 3 ን 1 ተመሪሓ ዝነበረት ትኁን እምበር÷ ብክልተ ሸቶታት ቪንሰንት ኣቡበከርን ቺፖ ሞቲንግን ተሓጊዛ ማዕረ ክትከውን ክኢላ።
ናይ ካሜሩን ሸቶታት…