Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ንወልቂጤ ከተማ ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 10ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ ብምስዓር ሰለስተ ነጥቢ ረኺባ፡፡ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንወልቂጤ ከተማ 1 ን 0 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ጌታነህ ከበደ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ኣብ መዛዘሚ 10ይ ሰሙን እቲ ሊግ ሎሚ ሓደ ፀወታ ሰዓት 12፡00 እንትግበር መሪሕ እቲ ሊግ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ምስ ወላይታ ድቻ ክትራኸብ ኢያ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
Read More...

ትውልደ ኢትዮጵያዊት ናኦሚ ግርማ ተዓዋቲት ሽልማት ብሉፃት ተፃወትቲ 2023 ኣሜሪካ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ሳን ዲያጎ ዌቭ እናተፃወተት ትርከብ ትውልደ ኢትዮጵያዊት ናኦሚ ግርማ ተዓዋቲት ሽልማት ብሉፃት ተፃወትቲ 2023 ኣሜሪካ ኮይና፡፡ በዚ ድማ ጓል 23 ዓመት ኦሚ ኣብ ታሪኽ ኩዕሾ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ኣሜሪካ ፈላመይቲ ተኸላኻሊትን ካለአይቲ ፀላምን ተዓዋቲት ብልፅቲ ተፃዋቲት ክትከውን ክኢላ፡፡ ናኦሚ ኣብ…

ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ዝሳተፋ ዝተፈላለያ ሃገራዊ ጋንታታት ናብ ኣቢጃን ይኣትዋ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ኮትዲቯር ዝካየድ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2023 ዝሳተፋ ዝተፈላለያ ሃገራዊ ጋንታታ ናብ ኣቢጃን ይኣትዋ ኣለዋ፡፡ ትማሊ ምሸት ሻምፒዮና ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ኣብ ኮትዲቯር ዝኣተወት እንትትከውን÷ ፕሬዚዳንት እታ ሃር ማኪ ሳል ምስቲ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ኣቢጃን ኣቲዮም፡፡ ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ እውን ቅድሚ…

ፍራንዝ ቤከንባወር ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኮኸብ ተፃዋታይ ኩዕሾ እግሪ ምዕራብ ጀርመንን ጋንታ ባየርሙኒክን ፍራንዝ ቤከንባወር ኣብ 78 ዓመቱ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ቤከንባወር ጀርመን ብ1974 ፅዋዕ ዓለም እንትተልዕል ንሃገራት ጋንታኡ ብኣምበልነት ክመርሕ ዝኸኣለ እንትኸውን÷ ኣብ 1990 ድማ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ጀርመን ብምዃን ፅዋዕ ዓለም ከልዕል…

ኣብ ማራቶን ዱባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ማራቶን ዱባይ 2024 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌት ኣዲሱ ጎበና እንትዕወት÷ ለሚ ዱሜቻ 2ይ፣ ደጀኔ መገርሳ 3ይ ከምኡ እውን ኣብዲ ፉፋ 4ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሞም፡፡ ኣትሌት ኣንተን ኣየሁ ዳኛቸው 6ይ፣ ሌንጮ ተስፋዬ 8ይ፣ ባየልኝ ተሻገር 9ይን…

ጋንታ ፋሲል ከነማ ንጋንታ ድሬዳዋ ከተማ 3 ን 0 ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 9ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግኢትዮጵያ  ጋንታ ፋሲል ከነማ ንድሬዳዋ ከተማ 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንኽትዕወት ጌታነህ ከበደን ናትናኤል ገብረጊዮርጊስን ሸቶታት ኣመዝጊቦም፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ ድማ ፋሲል ከነማ ነጥባ ናብ 15 ክብ ብምባል ኣብ 5ይ ደረጃ እንትትቅመጥ÷ ጋንታ…

ሜሲ ዝኽደና መፍለዪት ቁፅሪ 10 ማሊያ ካሊእ ተፃዋታይ ከምዘይክደና ኣርጀንቲና ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊዮኔል ሜሲ ኩዕሾ እግሪ ምፅት ጠጠው ምሰበለ ንሱ ዝኽደና 10 ቁፅሪ መፍለዪት ማልዩኡ ንኻሊእ ተፃዋታይ ከምዘይትወሃብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣርጅንቲና ኣፍሊጡ፡፡ ፕሬዚዳንት እቲ ፌዴሬሽን ክላውዲዮ ታፒያ÷ “ናይ ሊዮኔል ሜሲ 10 ቁፅሪ ንዘላለም ተኸቢሩሉ ክነብር ኢዩ፤ ንሕና ንዑኡ ክንገብረሉ ንኽእል ንኡሽተይ ነገር እዚ ኢዩ”…