Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ብ1 ሺሕን 500 ደቂ ተባዕትዮ መፃረዪ ውድድር ኤርሚያስ ግርማን ሳሙኤል ተፈራን ናብ ፍርቂፍፃመ ሓሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ውድድር ኦሊምፒክ ፓሪስ ብ1 ሺሕን 500 ደቂ ተባዕትዮ መፃረዪ ውድድር ኤርሚያስ ግርማን ሳሙኤል ተፈራን ናብ ፍርቂፍፃመ ሓሊፎም። ኣብ ምድብ ክልተ ዝተወዳደረ ኣትሌት ኤርሚያስ ግርማ 3 ደቒቕን 35 ሴኮንድን ምስ 21 ማይክሮ ሴኮንድ ብምእታው ውድድሩ ቀዳማጠይ ብምውፃእ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፉ፡፡ ብተመሳሳሊ ኣብ ምድብ ሰለስተ ዝተወዳደረ ኣትሌት ሳሙኤል ተፈራ ድማ 3 ደቒቕ 37 ሴኮንድን 34 ማይክሮ ሴኮንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ሻድሻይ ደረጃ ብመሓዝ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ክሓልፍ…
Read More...

ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ልዑል ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ሎሚ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ፀወታታት ኦሊምፒክ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ልዑል ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ሎሚ ክካየድ ኢዩ። እቲ ውድድር ሰዓት 4 ፡ 20 ምሸት ዝካየድ እንትኸውን፥ ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ፣ ሰለሞን ባረጋን ዮሚፍ ቀጄልቻን ንኢትዮጵያ ብምውካል ኣብቲ ውድድር ክሳተፉ ኢዮም። ብኻሊእ መዳይ ውድድር…

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ከይዲ ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህር ዳር ዑደት ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ከይዲ ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህር ዳር ዑደት ተዓዚቦም። ምክትል ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀኔራል ኣበባው ታደሰ፣ ምክትል ሓላፊ መምርሒ ላዕለዋይ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኮሚሽነር ጀኔራል ዘላለም መንግስቴን ኣመራርሓ ፌዴራልን ክልልን ኣብቲ ዑደት ተረኺቦም።…

ኢትዮጵያ ብ20 ኪሎ ሜትር ውድድር ስጉሚ መበል ሻድሻይ ደረጃ ሒዛ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስጋናው ዋቁማ፥ ኣብ ፈረንሳይ፣ ፓሪስ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 33 ውድድር ኦሊምፒክ ብ20 ኪሎ ሜትር ውድድር ስጉሚ ደቂ ተባዕቲዮ መበል ሻድሻይ ደረጃ ብምሓዝ ዛዚሙ። ኣብቲ ውድድር ኢኳዶር እንትትዕወት፥ ኣትሌታት ብራዚልን ስፔንን ድማ ካልኣይን ሳልሳይን ደረጃ ብምሓዝ ውድድሮም ዛዚሞም። ኣትሌት ምስጋናው ዋቁማ 1 ሰዓትን…

ዕቤት ተሳትፎ ውድድራት ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናይዚ ዓመት ሓዊሱ ኣብ ታሪኻ ኣብ 15 ውድድራት ኦሊምፒክ ተሳቲፋ ኢያ፡፡ ፈላማይ ተሳትፎኣ ኣብ ዝኾነ መበል 16 ውድድር ኦሊምፒክ 12 ኣትሌታት ዘሳተፈት ኢትዮጵያ÷ ብውድድር ኣትሌቲክስ ቅብብል ዱላን ብስክሌትን ተኻፊላ ነይራ፡፡ ኣብ መበል 17 ውድድር ኦሊምፒክ ድማ ብ10 ስፖርተኛታት ብኣትሌቲክስን ብስክሌትን…

ካልኣይ ዙር ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፓሪስ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዝተፈላለዩ ውድድራት ርሕቐት ወርቂ ከምፅኡ ይኽእሉ ኢዮም ብዝብል ትፅቢት ዝግበረሎም ኣትሌታት ዘካተተ ካልኣይ ዙር ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፓሪስ ኣትዩ። ትማሊ ምሸት ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተበገሰ እቲ ልኡኽ፥ ብ5 ሺሕ ኪሎ ሜትሮ በዓልተ ዋና ዓለም ለኸ ክብረ ወሰን ዓለም ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ሓዊሱ  ዮሚፍ ቀጀልቻ፣ ሓጎስ…

ኣብ 14 ውድድራት ኦሊምፒክ 58 ሜዳሊያታት ዝኣከበት – ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ኣብ ውድድር ኦሊምፒክ ዝተሳተፈት ኣብ 1956 ዓ.ም.ፈ ኣብ ኣውስትራሊያ ሜልቦርን ኣብ ዝተኻየደ መበል 16 ኦሊምፒክ ኢያ ተሳቲፋ። እዚ ማለት እቲ ውድድር ኣብ 1896 ዓ.ም.ፈ ዝተጀመረ ዋላ ይኹን፥ ኢትዮጵያ ድሕሪ 60 ዓመታት ምስታፋ መረዳእታታት ይሕብሩ። ድሕሪ እዚ ኣብ 14 ውድድራት ኦሊምፒክ…