Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ብውድድር ምፅራይ 1500 ሜትሮ ናብ ፈርቂ ፍፃመ ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ኣብ ካልኣይ ዙር ውድድር ምፅራይ 1500 ሜትሮ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፋ። ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር፥ ኣብ ምድብ ሓደ ቀዳመይቲ ብምዃን ኢያ ነቲ ርሕቐት ዛዚማቶ። ኣአትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ኣትሌት ድርቤ ወልተጂን ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ ፈላማይ ዙር መፃረዪ ከካብ ምድበን ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ምሕላፈን ይዝከር። እቲ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ ፅባሕ ምሸት ሰዓት 2፡35 ክካየድ ኢዩ።
Read More...

ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት፣ ቢንያም መሓሪ፣ ኣዲሱ ይሁኔን ብውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ናብ ፍፃመ በፂሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰዓት 6፡10 ኣብ ዝተኻየደ መበል 33 ፓሪስ ኦሊምፒክ ምፅራይ 5 ሺሕ ሜትሮ፥ ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት፣ ቢንያም መሓሪ፣ ኣዲሱ ይሁኔን ናብ ፍፃመ በፂሖም   ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ኣብቲ ዝተኻየደ ምፅራይ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ካልኣይ ደረጃ፣ ቢንያም መሓሪን ኣዲሱ ይሁኔን ድማ ብቕደም ሰዓብ ኣብ ምድቦም…

ኢትዮጵያ እትሳተፈሉ ውድድር ፍፃመ መሐንኩሎ 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ሎሚ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ፓሪስ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ እትሳተፈሉ ውድድር ፍፃመ መሐንኩሎ 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባቲዮ ሎሚ ክካየድ ኢዩ። እቲ ውድድር ምሸት ሰዓት 4፡43 ኢዩ ክካየድ። ኣትሌት ለሜቻ ግርማ፣ ሳሙኤል ፍሬውን ጌትነት ዋለን ክሳተፉ ኢዮም። ሰዓት 6፡10 ቀትሪ ድማ ብመፃረዪ 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ሓጎስ…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ መፃረዪ ውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብፓሪስ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 33 ኦሊምፒክ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ መፃረዪ ውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፈን። ሎሚ ረፋድ ሰዓት 5፡05 ኣብ ዝተኻየደ መፃረዪ ውድድር÷ ኣትሌታት ጉዳፍ ፀጋይን ድርቤ ወልተጂን ናብ ፍርቂ ፍፃመ ክሓልፋ ክኢለን። በዚ ድማ ጉዳፍ ፀጋይ 3:58.84 ብዝኾነ…

ኢትዮጵያ ትካፈለሉ 3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ፍፃመ መሕንኩሎ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሊምፒክ ፓሪስ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ-ግብሪ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ፍፃመ 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ኣንስትዮ ምሸት ሰዓት 4ን 10ን ክትሳተፍ ኢያ፡፡ ብመሰረት እዚ ኣብቲ ውድድር ፍፃመ ኣትሌት ሎሚ ሙለታን ሲምቦ ኣለማየሁን ልዑል ንሕንሕ ክገብራ ኢየን፡፡ ብቕድሚ ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ መፃረዪ ውድድር÷ ኣትሌት…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ እትሳተፈሉ ውድድር ፍፃመ 5 ሽሕ ሜትሮ ሎሚ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ እትሳተፈሉ ውድድር ፍፃመ 5 ሽሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ሰዓት 4፡10 ዝጅምር ውድድር፥ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ጉዳፍ ፀጋይ፣ እጅጋየሁ ታዬን መዲና ኢሳን ክሳተፋ ኢየን። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተገበረ ውድድር ምፅራይ፥ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ሓምሻይ ደረጃ፣ ኣትሌት እጅጋየሁ…

ብ5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ መፃረዪ ውድድር ኣትሌታት ጉዳፍ ፀጋይ፣ እጅጋየሁ ታዬን መዲና ኢሳን ንፍፃመ ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ መፃረዪ ውድድር ኣትሌታት ጉዳፍ ፀጋይ፣ እጅጋየሁ ታዬን መዲና ኢሳን ንፍፃመ ሓሊፈን። ምሸት ካብ ሰዓት 1፡10 ጀሚሩ መፃዪ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ዝተኻይዱ፡፡ ብመሰረት እዚ ኣብ ምድብ ሓደ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ 14፡57፡84፣ ኣትሌት እጅጋየሁ ታዬ…