Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣርመኒያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ከምእተጠናኽር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርመኒያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኣብ ሕውነት ዝተሰረተ ርክብ ብዝበለፀ ከምእተጠናኽር ገሊፃ። ኣምባሳደር ኣርመኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ሳህክ ሳርጊሲያን ጋንታ ስፖርት መቻል ተዘዋዊሮም ርእዮም። ኣብቲ ዑደት፥ ብዛዕባ ጋንታ መቻል ታሪካዊ ኣመፃፅኣ፣ ብዛዕባ ተሳትፎ ኦሊምፒክ ስፓርተኛታት እቲ ጋንታ፣ ብዛዕባ እዋናዊ ኣወዳድባን ተዛመድቲ ጉዳያትን እቲ ጋንታ ነቶም ኣምባሳደር መብርሂ ተዋሂቡዎም። ሙዚዬምን ዘመናዊ ጅምናዚዬምን እቲ ጋንታ እውን ተዘዋዊሮም ምዕዛቦም ኣብ ማሕባራዊ ሚዲያ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር…
Read More...

መዕፀዊ ስነ-ስርዓት ኦሊምፒክ ፓሪስ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መዕፀዊ ስነ-ስርዓት መበል 33 ፀወታታት ኦሊምፒክ 80 ሺሕ ተመልከትቲ ኣብ ዘተኣናግድ ብሄራዊ ስታዲየም ስታድ ደ ፍራንስ ሎሚ ምሸት ካብ ሰዓት 4 ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ፡፡ ባንዲራ ኦሊምፒክ ድማ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2028 መበል 34 ፀወታ ኦሊምፒክ ንተተኣናግድ ሎስ ኣንጀለስ መርሃ ግብሪ ምትሕልላፍ ክሳለጥ ኢዩ፡፡ ፓሪስ…

ኢትዮጵያ ኣብ ፓሪስ ኦሊምፒክ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ፓሪስ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ብውድድር ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ። ኣብቲ ካብ ሰዓት 3 ንጎሆ ጀሚሩ ዝተኻየደ ውድድር፥ ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ንሃገራ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኣ። ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ፣ ኣትሌት ኣማኔ በሪሶን ኣትሌት መገርቱ ኣለሙን ንኢትዮጵያን ብምውካል ተሳቲፈን።…

ኢትዮጵያ ኣብ ፓሪስ ኦሊምፒክ ናይ መጀመሪያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ታምራት ቶላ ኣብ ውድድር ማራቶን ፓሪስ ኦሊምፒክ 2024 ቀዳማይ ብምውፃእ መዳሊያ ወርቂ ተዓዊቱ። ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያ ኣብ ፓሪስ ኦሊምፒክ ናይ መጀመሪያ ወርቂ ረኺባ። ኣብቲ ውድድር ንኢትዮጵያ ብምውካል፥ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ፣ ታምራት ቶላን ደሬሳ ገሌታን ትዳዲሮም። ብመሰረት እዚ…

ኢትዮጵያ ትፅቢት ትገብረሉ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ኦሊምፒክ ፓሪስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፋሉ  ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ውድድር ፍፃመ÷ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ፣ ኣትሌት ፅገ ገብረሰላማን ኣትሌት ፎትዬን ተስፋይን ንኢትዮጵያ ብምውካል ብርቱዕ ንሕንሕ ክገብራ ኢየን፡፡ እቲ ውድድር ምሽት 3 ሰዓትን 57…

ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ጥዕና ከምዝርከብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወዳዳራይ 3 ሺህ መሕንኩሎ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ካብ ዘጋጠሞ ጉድኣት ሒሹዎ ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ጥዕና ከምዝርከብ ተገሊፁ፡፡ እቲ ኣትሌት ትማሊ ምሸት ኣብ ፈረንሳይ ኦሊምፒክ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር መሕንኩሎ 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ÷ ኣብ ናይ መወዳእታ ዙር በቲ መሕኩሎ ተዓንቂፉ ብምውዳቑ ጉድኣት ከምዘተኣናገደ ይፍለጥ፡፡…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ እትሳተፈሉ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ 1500 ሜትሮ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ፓሪሱ ኦሊምፒክ ውድድር ፈርቂ ፍፃመ 1500 ሜትሮ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ። እቲ ውድድር ሎሚ ምሸት ሰዓት 2፡35 ዝካየድ እንትኸውን፥ ኢትዮጵያ ኣቲ ርሕቐት ብሰለስተ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌታት ተወኪላ ኣላ። ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ፣ ብርቄ ሓየሎምን ድርቤ ወልተጂን ክዕወታ ይኽእላ ኢየን ዝብል ልዑል…