ስፓርት
ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ።
ብመሰረት እዚ ሓፂርን ማእኸላይን ርሕቐት፣ 3 ሺሕ ሜትሮ መሰናክል፣ ስጉሚን ካልኦት ውድድራትን ሎሚ መዓልቲ ይካየዱ ኣሎዉ።
ኣብ መኽፈቲ እዚ ዕለት መፃረዪን ፍፃመን ውርወራ ኣሎሎ፣ መፃረዪን ፍፃመን ስሉስ ዝላ ከምኡ እውን ካብ 100 ክሳብ 800 ሜትሮ ውድድራት መፃረዪ ከምዝካየድ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
Read More...
ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ።
ብመሰረት እዚ፦
• ሪያል ማድሪድ ምስ ማንችስተር ሲቲ
• ቦርስያ ዶርትሙንድ ምስ ፒኤስጂ
• ሊዮን ምስ ጁቬንቱስ
• ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ሊቭርፑል
• ኣትላንታ ምስ ቫሌንሽያ
• ቼልሲ ምስ ባየር ሙኒክ
• ኣር ቢ…
ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ክጅመር ኢዩ።
እቲ ውድድር ካብ 7 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብቲ ስታዲየም፥ ውድድር ሓፂርን ማእኸላይን ርሕቐት፣ 3 ሺሕ ሜትሮ መሰናክል፣ ስጉሚን ካልኦት ተግባራትን ክካየድ ኢዩ።
ኣብ መኽፈቲ እቲ ዕለት ድማ፥ መፃረዪን ፍፃመን ውርወራ ኣሎሎ፣ መፃረዪን…
ጋንታ ወልዋሎ ንስሑል ሽረ 3 ንባዶ ረቲዓታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል ሳልሳይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ጋንታ ስሑል ሽረን ወልዋሎን ኣብ ስታዲየም ትግራይ ፀወተአን ኣካይደን።
ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ወፀታ፥ ገናናው ረጋሳ ኣብ መበል 16 ደቓይቕ፣ ጁኒያስ ናጋነጂቦ ኣብ መበል 32 ን 55ን ደቓይቕ ብዘቑፀሩወን 3 ሸቶታት ጋንታ ወልዋሎ 3…