Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ክርስቲያኖ ሮናልዶ ሽልማት ክብሪ ብሉፅ ተፃዋታይ ዱባይ ሶኮር ግሎብ ዓመተ 2019 ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርቹጋላዊ ኣጥቃዒ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ጁቬንቱስ ክርስቲያኖ ሮናልዶ ሽልማት ክብሪ ብሉፅ ተፃዋታይ ዱባይ ሶኮር ግሎብ ዓመተ 2019 ተዓዊቱ። ተዓዋታይ ዋንጫ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሊቨርፑል ድማ ብሉፅ ጋንታ ዓመተ 2019 ብምዃን ተሸሊሙ። ኣሰልጣኒ የርገን ከሎፕ ድማ ዝበለፀ ኣሰልጣኒ ብምዃን ተዓዊቱ። ሮናልዶ ኣብ ዓመተ 2011፣ 2014፣ 2016፣ 2017 ን 2018 ተመሳሳሊ ሽልማት ክብሪ ብሉፅ ተፃዋታይ ዱባይ ሶኮር ግሎብ ብምዃን ምዕዋቱ ይዝከር። ፍልፍል፦thestatesman…
Read More...

ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ሰገናት ኢትዮጵያ ኣብ ሓምለዋይ ስተዲየም ኣሰላ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሻምፒዮና ሰገናት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ሓምለዋይ ስተዲየም ኣሰላ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ደቂ 15፣ 16፣ 17 ዓመት ሰገናት ዝሳተፉሉ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ፥ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 25 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ንተኸታተልቲ ሽዱሽተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ። ውርወራ ዲስክ ደቂ ኣነስትዮ፣ ውርወራ ኣሎሎ ደቂ…

ኣይተ ቢኒያም ምሩፅ ይፍጠር ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣዲስ ኣበባ ንክኸውን ተመሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ቢኒያም ምሩፅ ይፍጠር ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣዲስ ኣበባ ንክኸውን ተመሪፁ። ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣዲስ ኣበባ ብፕሬዚዳንትነት ንቐፀልቲ 4 ዓማውቲ ዝመርሖ ምርጫ ትማሊ ከምዘሳለጠ ኮሚሽን ስፖርት ኣዲስ ኣበባ ዘውፅኦ ሓበሬታ የረድእ። ብመሰረት እዚ 4 ሕፁያት ተወዳደርቲ ዝቐረቡ እንትኾኑ፥ ኣይተ ቢኒያም ምሩፅ…

ተፃዋታይ ክፍሊ ምክልኻል ጋንታ ቸልሲ ኣንቶኒዮ ሮዲገር ወፃኢ መጥባሕቲ ሕክምና 11 ሴራሊዮናውያን ህፃናት ሸፊኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምክልኻል ጋንታ ቸልሲ ኣንቶኒዮ ሮዲገር ወፃኢ መጥባሕቲ ሕክምና 11 ሴራሊዮናውያን ህፃናት ብምሽፋን ዕዉት ሕክምና ምርካቦም ተገሊፁ። እቶም ብሓገዝ ሮዲገር ሕክምና ዝተገበረሎም ህፃናት፥ ምንቃዕ ከንፈር፣ ብባርዕ ሓዊ ዝተጎድኡን ኣብ ሰውነቶም ፀገም ቅርፂ ዝነበሮምን ህፃናት ኢዮም ተባሂሉ። ካብ ሴራሊዮናዊት…

ሎዛ ኣበራ ተዓዋቲት ሽልማት ኮኾብ ተፃዋቲት ወርሒ ሕዳርን ታሕሳስን ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተፃዋቲት ጋንታ ቢርኪርካራ ሎዛ ኣበራ ተዓዋቲት ሽልማት ኮኾብ ተፃዋቲት ወርሒ ሕዳርን ታሕሳስን ኮይና። ኢትዮጵያዊት ተፃዋቲት መስመር ምጥቃዕ ሎዛ አበራ  ኣብ ፕሜር ሊግ ደቂ ኣነስትዮ ማልታ ብሉፅ ብቕዓታ እናርአየት ትርከብ። ብመሰረት እዚ ድማ ተሸላሚት ኮኾብ ተፃዋቲት ወርሒ ሕዳርን ታሕሳስን ፕሪሜር ሊግ ደቂ ኣነስትዮ…

“ቱር ሓድነት ትግራይ” ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ ሲ)“ቱር ሓድነት ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 12 ክሳብ 26 ታሕሳስ ዝካየድ ውድድር ኮርሶ ብሽክለታ ትማሊ ኣብ ከተማ መቐለ ተጀሚሩ። ብኽሊቲኡ ፆታ ንዝቕፅሉ ክልተ ሰሙናት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ዝካየድ እቲ ውድድር፥ 6 ኪሎ ሜትሮ ብዝሸፈነ ውድድር ውልቀ ፓራሎግ ደቂ ተባዕትዮ ኢዩ ትማሊ ተጀሚሩ። ካብ 7…

ውፅኢት 4ይ ሰሙን ፀወታታት ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ሰሙን ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ኢትዮጵያ ተኻይዱ። ኣብ ሃዋሳ ስታዲየም ምስ ጋንታ ሲዳማ ቡና ዝተፃወተት ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ድማ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ። ኣብ መቐለ ስታዲየም ትግራይ ንጅማ ኣባ ጅፋር ዘተኣናገደት መራሒት ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ወልዋሎ…