Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

በዓል 11 ለካቲት ብዝተፈላለዩ ስፖርታዊ ውድድራት ንምድማቕ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 45 ዓመት ልደት ህወሓትን ምጅማር ብረታዊ ቓልሲን በዓል 11 ለካቲት ንምድማቕ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ይሳለጡ ምህላዎም ተገሊፁ። ካብቶም ዝሳለጡ ዘለው ዓበይቲ ምድላዋት፥ ስፖርታዊ ውድድራት ሓደ ከምዝኾነ ድማ ተሓቢሩ። እቶም ውድድራት ዝድለ ትርጉም ምእንታን ከሕልፉ ዝተዋደደ ምድላው ይግበር ከምዘሎ አካቢ ኮሚቴ ስፖርት ለካቲትን ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓትን ኣይተ ነጋ ኣሰፋ ገሊፆም። ብመሰረት እዚ፦ 1. ብብርኪ ክልል ልዕሊ 45 ሸሕ ህዝቢ ከተማ መቐለን ከባቢኡን ዝሳተፈሉ "ጉያ…
Read More...

ኣብ ሻውዓይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወልዋሎን መቐለ 70 እንደርታን ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተሳለጠ ሻውዓይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን መቐለ 70 እንደርታን ኣብ ልዕሊ መጋጥምተን ክልተ ንባዶ ብዝኾነ ተመሳሳሊ ውፅኢት ዓወት ኣመዝጊበን። ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ምስ ድሬዳዋ ከተማ ተራኺባ ክልተ ንባዶ ብዝኾነ ውፅኢት እንትትዕወት፥ እተን ሸቶታት…

ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋልን ጋንታ ሊቨርፑልን ሰይዶ ማኔ ተዓዋቲ ኮኾብ ተፃዋታይ ኣፍሪካ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋልን ጋንታ ሊቨርፑልን ሰይዶ ማኔ ተዓዋቲ ኮኾብ ተፃዋታይ ኣፍሪካ ኮይኑ ብፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ ተሓርዩ። ሰይዶ ማኔ ኮኾብ ተፃዋታይ ኣፍካ ኮይኑ ዝተሓርየ፥ ንወዲ ጋንትኡ ግብፃዊ መሓመድ ሳላሕን ንተፃዋቲ ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ኣልጀርያዊ ሪያድ መሃሬዝን ብምብላፅ ኢዩ።…

ኢትዮጵያውያን ኢንተርናሽናን ዳያኑ ዘመነ ውድድር 2020 ናይ ፊፋ ባጅ ተዋሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዘመነ ውድድር ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2020 ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን ፀወታታት ዝመርሑ ኢትዮጵያውያን፥ ናይ ፊፋ ባጅ ከምዝተውሃቦም ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዓለም ለኸ ማሕበር ኩዕሾ እግሪ (ፊፋ)፥ ዝተሰናድአሎም ፈተና ብቕዓት ኣካል ብብቕዓት ዝሓለፉ ዝርዝር ሽም 21 ኢትዮጵያውያን ኢንተርናሽናል ዳያኑ…

ኣብ ሓምለዋይ ስታዴም ኣሰላ እናተኻየደ ዝርከብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ሰገናት ኢትዮጵያ እናቐፀለ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሓምለዋይ ስታዴም ኣሰላ እናተኻየደ ዝርከብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ሰገናት ኢትዮጵያ ይቕፅል ኣሎ። ብዙሓት ሰገናት ኣትሌታት ዝሳተፉሉ እቲ ሻምፒዮና፥ ካብ 20 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሓምለዋይ ስታዴም ኣሰላ እናተኻየደ ይርከብ። ክሳብ ሕዚ ኣብ ዝተኸየዱ ግጥማት፥ ውድድር ፍፃመ ውርወራ ዲስከስ፣ ውርወራ ኣሎሎ፣…

መቐለ 70 እንደርታ 1 ንባዶ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግጥም ደርቢ ትግራይ ኣብ መንጎ ቻምፕዮን ዓመተ 2011 መቐለ 70 እንደርታን መራሒት ሊግ ዓመተ 2012 ወልዋሎን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታድየም ትግራይ ተኻይዱ። ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተሳለጠ ሓምሻይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ፥ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ለዕሊ መጋጥምታ ወልዋሎ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት 1 ንባዶ ተዓዊታ።…

መቐለ 70 እንደርታ ምስ ወልዋሎ ኣብ ስታዲየም ትግራይ ፀወተአን የካይዳ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግጥም ደርቢ ትግራይ ኣብ መንጎ ቻምፕዮን ዓመተ 2011 መቐለ 70 እንደርታን መራሒት ሊግ ዓመተ 2012 ወልዋሎን ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 9 ኣብ ስታድየም ትግራይ ይካየድ ኣሎ። ኣብ መንጎ ክልቲአን ጋንታታት ዝካየድ ዘሎ ፀወታ፥ ካብ ግዘ ናብ ግዘ ናይ ንሕንሕ ስምዒቱ እናሓየለ ብምምፅኡ ስዒቡ ሙሉእ ትኹረት መፍቀርቲ ስፖርት…