Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ውፅኢት 4ይ ሰሙን ፀወታታት ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ሰሙን ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ኢትዮጵያ ተኻይዱ። ኣብ ሃዋሳ ስታዲየም ምስ ጋንታ ሲዳማ ቡና ዝተፃወተት ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ድማ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ። ኣብ መቐለ ስታዲየም ትግራይ ንጅማ ኣባ ጅፋር ዘተኣናገደት መራሒት ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ምስ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ዝገጠመት ጋንታ ስሑል ሽረን ድማ ብተመሳሳሊ ውፅኢት ባዶ ንባዶ ተፈላልየን። ኣብ ሜዳኣ ምስ ድሬዳዋ…
Read More...

ካርሎ አንቸሎቲ ኣሰልጣኒ ጋንታ ኤቨርተን ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)እንግሊዛዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤቨርተን ንኣልጣኒ ካርሎ ኣንቸሎቲ ዋና አሰልጣኒኣ ብምግባር ከምዝሾመት ኣፍሊጣ። ኤቨርተን ብኩንትራት 4 ዓመትን መንፈቕን ንጣልያናዊ ካርሎ ኣንቸሎቲ ዋና አሰልጣኒ እታ ጋንታ ብምግባር ከምዝቖፀረቶም ገሊፃ። ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ጋንታ ናፖሊ ዝተሰናበቱ ወዲ 60 ዓመት ካርሎ ኣንቸሎቲ፥ ቅድሚ…

ኣይተ ኢሳያስ ጅራ ምክትል ፕሬዚዳንት ሴካፋ ኮይኖም ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣይተ ኢሳያስ ጅራ ምክትል ፕሬዚዳንት ሴካፋ ብምዃን ተመሪፆም። ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ሃገራት ማእኸላይን ምብራቕን ኣፍሪካ/ሴካፋ/ ፕሬዚዳንትታት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ እተን ሃገራት ዝተሳተፍሉ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ኡጋንዳ፣ ካምፓላ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ። ብመሰረት እዚ ንቐፀልቲ…

ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ብመሰረት እዚ ሓፂርን ማእኸላይን ርሕቐት፣ 3 ሺሕ ሜትሮ መሰናክል፣ ስጉሚን ካልኦት ውድድራትን ሎሚ መዓልቲ ይካየዱ ኣሎዉ። ኣብ መኽፈቲ እዚ ዕለት መፃረዪን ፍፃመን ውርወራ ኣሎሎ፣ መፃረዪን ፍፃመን ስሉስ ዝላ ከምኡ እውን ካብ 100…

ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። ብመሰረት እዚ፦ • ሪያል ማድሪድ ምስ ማንችስተር ሲቲ • ቦርስያ ዶርትሙንድ ምስ ፒኤስጂ • ሊዮን ምስ ጁቬንቱስ • ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ሊቭርፑል • ኣትላንታ ምስ ቫሌንሽያ • ቼልሲ ምስ ባየር ሙኒክ • ኣር ቢ…

ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ክጅመር ኢዩ። እቲ ውድድር ካብ 7 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብቲ ስታዲየም፥ ውድድር ሓፂርን ማእኸላይን ርሕቐት፣ 3 ሺሕ ሜትሮ መሰናክል፣ ስጉሚን ካልኦት ተግባራትን ክካየድ ኢዩ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ዕለት ድማ፥ መፃረዪን ፍፃመን ውርወራ ኣሎሎ፣ መፃረዪን…

ጋንታ ወልዋሎ ንስሑል ሽረ 3 ንባዶ ረቲዓታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል ሳልሳይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ጋንታ ስሑል ሽረን ወልዋሎን ኣብ ስታዲየም ትግራይ ፀወተአን ኣካይደን። ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ወፀታ፥ ገናናው ረጋሳ ኣብ መበል 16 ደቓይቕ፣ ጁኒያስ ናጋነጂቦ ኣብ መበል 32 ን 55ን ደቓይቕ ብዘቑፀሩወን 3 ሸቶታት ጋንታ ወልዋሎ 3…