Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

መቐለ 70 እንደርታ ብፋሲል ከነማ ተረቲዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ሓደ ፀወታ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየር-ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ብፋሲል ከነማ ተረቲዓ። ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ትግራይ ዝተኻየደ እቲ ፀወታ ጋንታ ሙጂብ ቃሲም ኣብ ልዕሊ መቐለ 70 እንደርታ ብዘቑፀረን ክልተ ሸቶታት፥ ፋሲል ከነማ ክልተ ንባዶ ብምስዓር መሪሕ እቲ ሊግ ክትከውን ክኢላ ኣላ። ብተመሳሳሊ ሙጂብ ቃሲም ኣብ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ዘቑፀረን በዝሒ ሸቶታት 13 ብምብፃሕ መሪሕነቱ ከጠናኽር ክኢሉ። መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ…
Read More...

መንግስቲ ትግራይ ብሕልፈት ኣትሌት ኣባዲ ሓዱሽ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ መልእኽቲ መግለፂ ሓዘን ሕልፈት ኣትሌት ኣባዲ ሓዱሽ ኣመሓላሊፉ። መንግስቲ እቲ ክልል ብቢሮ ርክብ ህዘብን መንግስትን ኣቢሉ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ብሃንደበታዊ ዕረፍቲ ኣትሌት ኣባዲ ሓዱሽ ዝተሰምዖ መሪር ሓዘን ብሽም መንግስቲን ህዝብን ክልል ትግራይ ገሊፁ ኣሎ። ንኣትሌት ኣባዲ ሓዱሽ…

ኣትሌት ኣባዲ ሓዲሽ ብሃንደበታዊ ሕማም ካብዚ ዓለም ተፈልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ብዙሓት ዓለም ለኻን ኣህጉራዊን ውድድራት ንኢትዮጵያ ወኪሉ ዝተወዳደረን ዝተዓወተን ወዲ 22 ዓመት መንእሰይ ኣባዲ ሓዱሽ ካብዚ ዓለም ተፈልዩ። ኣትሌት ኣባዲ ሓዲሽ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ውድድራት ኦሎምፒክን ሻምፒዮና ዓለምን ንሃገሩ ብምውካል ተሳቲፉ ኢዩ። ኣትሌት ኣባዲ ኣብ መቐለ ሆስፒታል ዓይደር ሕክምና እናተገበረሉ…

ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማን ሰበታ ከተማን ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ትማሊ ክልተ ቀሪ ፀወታታት ተኻይዶም። ናብ ጎንደር ተጓዒዛ ኣብ ስታዲየም ፋሲለደስ ምስ ፋሲል ከነማ ዝገጠመት ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኚቨርሲቲ ብብሕታዊት ሸቶ ሙጂብ ቃሲም 1 ን 0 ስዕረት ኣተኣናጊዳ ተመሊሳ። ሙጂብ ቃሲም መሪሕነት ኮኾብ መቑፀራይ ሽቶ ዘጠናኸረትሉ፣ ከምኡ እውን ጋንትኡ…

ኣብ መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ስሑል ሽረ፣ ቅዱስ ጊዮርጊስ፣ ኣዳማ ከተማን ወላይታ ድቻን ዓወት ቀኒዑወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ትማሊ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢትዮጵያ ቀፂሎም ውዒሎም። ብመሰረት እዚ ስሑል ሽረ፣ ቅዱስ ጊዮርጊስ፣ ኣዳማ ከተማ፣ ክማ ኣባ ክፋር፣ ወላይታ ድቻን ወልቂጤ ከተማን እንትዕወታ፥ መቐለ ሰብዓ እንደርታ፣ ባህርዳር ከተማ፣ ሃዋሳ ከተማ፣ ኢትዮጵያ ቡናን ሲዳማ ቡናን ስዕረት…

መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ 6 ፀወታታት ከተኣናግድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ፅባሕ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢትዮጵያ ቀፂሉ ክውዕል ኢዩ። ኣብቲ ናይ ፅባሕ መርሃ ግብሪ ድማ ሽዱሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ መሪሕ እቲ ሊግ ጋንታ መቕለ 70 እንደርታ ናብ ከተማ ጅማ ተጓዒዛ ምስ ጅማ ከተማ ክትገጥም ኢያ። ንጋንታ ስሑል ሽረ…

ጋንታ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ብሰፊሕ ኣፋላላይ ሸቶ ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተካየደ ብሕታዊ ፀወታ መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ብሰፊሕ ኣፋላላይ ሸቶ ተሳዒራ። እታ ጋንታ 5 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ኢያ ተሳዒራ። እተን ሸቶታት ድማ ሃብታሙ ገዛሀኝ ኣብ መበል 21 ደቒቕ፣ ኣስ ግደይ 59ን 70 ደቒቓ፣ ይገዙ ቦጋለ 65 ደቒቓ ከምኡ…