Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ቀዳማይ ዙር ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ብዝካየዱ ግጥማት ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ዙር ውድድር ኩዕሾ እግሪ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ብዝካየዱ ግጥማት ክጅመር ኢዩ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ፀወታታት ካብ ምድብ ሓሙሽተ ክሳብ ምድብ ሸሞንተ ዘለዋ ጋንታታት ካብ 1 ሰዓትን 55 ደቒቕን ጀሚሚረን ውድድረን ከካይዳ ኢየን። ኣቐዲሞም ኣብ ዝካየዱ ፀወታታት፥ ጋንታ ታት ዜኒት ሴንት ፒተርስ በርግ ምስ ክልብ ብሩዥ፣ ዳይናሞ ኬብ ምስ ጁቬንቱስ ሰዓት 1ን 55ን ከምዝራኸባ ተገሊፁ። ምሸት ኣርባዕተ ሰዓት ድማ ካልኦት ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት ክካየዱ…
Read More...

ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ኣብ ጣሊያን ኣብ ዝተኻየደ ንሕንሕ ጉያ ጎደና 10 ሺሕ ሜትሮ ቀዳማይ ብምዃን ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ትማሊ ኣብ ጣሊያን ኣብ ዝተኻየደ ንሕንሕ ጉያ ጎደና 10 ሺሕ ሜትሮ ቀዳማይ ብምውፃእ ቅድመ ሐዚ ተታሒዙ ዝነበረ ክብረወሰን ኣመሓይሹ። ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ነቲ ርሕቀት ብ29 ደቓይቕን 49 ሰኮንድን ብምዝዛም ኢዩ ተዓዊቱ። ብመሰረት እዚ ናይቲ ቦታ 30 ደቒቓን 10 ሰኮንድን ዝነበረ…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ፖላንድ ጊዲኒያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሳለጥ ጉያ ፍርቂ ማራቶን ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ፖላንድ ጊዲኒያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሳለጥ ጉያ ሻምፒዮና ፍርቂ ማራቶን ክሳተፉ ኢዮም። እቲ ጉያ ሻምፒዮና ፍርቂ ማራቶን ንመበል 24 ጊዘ ዝሳለጥ ዘሎ እንትኸውን፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ምስ ኣትሌታት ኬንያን ዩጋንዳ በርቱዕ ንሕንሕ ከጋጥሞም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ኢትዮጵያ ብምውካል ኣብቲ…

ኣብ ፖላንድ ጊዲኒያ ዝሳለጥ ሻምፒዮና ፍርቂ ማራቶን ዓለም ዝሳተፍ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ተሰኒዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፖላንድ ጊዲኒያ ዝሳለጥ ሻምፒዮና ፍርቂ ማራቶን ዓለም ዝሳተፍ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ተሰኒዩ። እቲ ጉጅለ፥ ተቀዳሚት ምክትል ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ኣብ ዝተረኸበትሉ ኢዩ ትማሊ ስነ ስርዓት ምፍናው ተገይሩሉ። ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ኣብቲ እዋን ከምዝበለቶ፥ ኣትሌታት…

ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣብ ግምት ዘእተወ ምድላው ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ይግበር ኣሎ – ኮሚሽን ስፖርት

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣብ ግምት ዘእተወ ምድላው ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 እናተገበረታ ምዃና ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ብምኽንያት እቲ ተላባዲ ሕማም ናብ ፀገም ዝኣተወ ስፖርት ንምንቕቓሕ፥ ስፖርታዊ ኩነት ምትእንጋድ ኣስተዋፅኦ ከምዘለዎ ተኣሚኑሉ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣይተ ኤልያስ ሽኩር…

ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣቀባብላ ተገይሩላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስፔን ከተማ ቫሌንሺያ ክብረወሰን ዓለም ደቂ ኣንስትዮ 5 ሺሕ ሜትሮ ዝሰበረት ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣቀባብላ ተገይሩላ። ለተሰንበት ምስ ዋና ኣሰልጣኒኣ ሃይለ ኢያሱ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ተቀዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ደራርቱ ቱሉ፣ ፕዚዳንት ማሕበር ኣትሌታት…

ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ 5 ሽሕ ርሕቐት ሓዱሽ ክብረወሰን ዓለም ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ትማሊ ኣብ ሰፔን ቫለንሽያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ 14 ፡ 06 ፡ 62 ግዜ ብምዝዛም ሓድሽ ክብረወሰን ዓለም ኣመዝጊባ። እቲ ክብረ ወሰን ብኢትዮጵያዊት ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ተታሒዙ ዝፀንሐ እዩ። ጥሩነሽ ዲባባ ነቲ ርሕቐት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2008 ዓ.ም 14 ፡…