Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣትሌት ያየሽ ጌቴ ክብረወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ውድድር ፓራሊምፒክ ኣትሌት ያየሽ ጌቴ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ዓይነ ስውራት ደቂ ኣንስትዮ (T-11) ክብረ ወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊታ፡፡ እታ ኣትሌት ቅድም ክብል 4 ደቒቕ 27 ሰከንድን 68 ማይክሮ ሰከንድን ባዕላ ሒዛቶ ዝነበረት ክብረ ወሰን ዓለም ኣርባዕተ ሰከንድ ብምምሕያሽ ቀዳመይቲ ክትወፅእ ክኢላ። ኣትሌት ያየሽ ምዕዋታ ስዒቡ ንሃገራ ካልኣይ ሜዳሊያ ወርቂ ክተምፅእ ከምዝኸኣለት ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡
Read More...

ሞሓመድ ሳላህ ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ካብ ጋንታ ሊቨርፑል ከምዝለቅቅ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ጋንታ ሊቨርፑል ሞሓመድ ሳላህ ኣብ መወዳእታ ዓመት ውድድር ዘበን 2024/2025 ካብታ ጋንታ ከምዝለቅቕ ኣፍሊጡ፡፡ ትማሊ ጋንታ ሊቨርፑል ድሕሪ ኣብ ልዕሊ ታሪኻዊት ተናሓናሒታ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝተጎናፈቶ ዓወት ንስካይ ስፖርት ኣብ ዝሃቦ ርኢቶ÷ “ኣብ መወዳእታ እዚ ዓመት ካብ ሊቨርፑል ክለቅቕ ኢየ፤…

ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብዓወት ጋንታ ሊቨርፑል ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ጋንታታት ማንቸስተር ዩናይትድን ሊቨርፑልን ዝተኻየደ ፀወታ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብዓወት ጋንታ ሊቨርፑል 3 ን 0 ተዛዚሙ። ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀወታ እዚ ሰሙን ካብ ሰዓት 12፡00 ጀሚሩ ኣብ ስታዲየም ኦልርታራፎርድ ዝተኻየደ እንትኸውን÷ ማንቸስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣን ኣብ ቅድሚ ደገፍታን ስዕረት…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኒውካስል እንትትዕወት ቸልሲ ማዕረ ተፈላሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበላ ሳልሳይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ኒውካስል ንቶተንሃም እንትትስዕር ቸልሲን ክሪስታል ፓላስን ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9፡30 ኣብ ዝተኻዱ ፀወታታት÷ ኒውካስል ዩናይትድ ምስ ቶተንሃም ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ ብዓወት ጋንታ ኒውካስል ዩናይትድ 2 ን 1 ተዛዚሙ፡፡ ሸቶታት ኒውካስል ሃርቤ ባርነስን…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ደርቢ ላንክሻዬር ኣብ ስታዲየም ኦልድትራፎርድ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል ሳልሳይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ሊቨርፑል ዝገብረኦ ፀወታ ደርቢ ላንክሻዬር ሎሚ መዓልቲ ምሸት ሰዓት 12 ክካየድ ኢዩ። ቅድም ክብል ካብ ዝተኻየዱ ሽዱሽተ ፀወታታት ደርቢ ላንክሻዬር ጋንታ ሊቨርፑል ሓሙሽተ ግዘ ከምኡ እውን ማንቼስተር ዩናይትድ ሓደ ግዘ ስዒረን፡፡ ግብፃዊ…

ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ካብ ዓለም ካልአይቲ ብምዃን እቲ ሻምፒዮና ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ፔሩ ሊማ ኣብ ዝተኻየደ ዓለም ለኸ ውድድር ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ካብ ዓለም ካልአይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ። ኣብቲ ውድድር÷ 6 ወርቂ፣ 2 ብሩርን 2 ነሓስን ብሓፈሻ 10 ሜዳሊያታት ብምእካብ ኢያ ዛዚማ። ኣትሌት መዲና ኢሳ ብ5 ሺሕ ሜትሮ፣ ሲምቦ ዓለማየሁ ብ3 ሺህ…

ኣትሌት ኣብዲሳ ፈይሳ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፔሩ ሊማ ይካየድ ኣብ ዘሎ ውድድር ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት፥ ኣትሌት ኣብዲሳ ፈይሳ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኡ። ኣትሌት ኣብዲሳ ፈይሳ 3:40.51 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኢዩ ቀዳማይ ወፂኡ።