ስፓርት
ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ
አዲስ አበባ ፣ የካቲት 12 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) በ12ኛው ሳምንት የቤትኪንግ የኢትዮጵያ ፕሪሚየር ሊግ ሰበታ ከተማ ድል ቀንቶታል፡፡
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።
ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9 ዝተገበ እቲ ፀወታ ጋንታ ሰበታ ከተማ ፍፁም ገብረማርያም ብዘመዝገባ ብሕታዊት ሽቶ 1 ን 0 ክትስዕር ክኢላ፡፡
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና…
Read More...
ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ባህርዳር ከተማ ምስ ወላይታ ዲቻ ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ምስ ጋንታ ወላይታ ዲቻ ባዶ ንባዶ ማዕረ ተፈላሊየን።
ኣብ ባህርዳር ከተማ ዓለም ለኸ ስታዲየም ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ክልቲአን ጋናታታት ሽቶ ከመዝግባ ኣይከኣላን፡፡
ስለዝኾነ ድማ ባዶ ንባዶ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ፡፡
ካሊእ ናይ…
ኣብ ፖላን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓት ቀኒዑዎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ፖላን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓት ቀኒዑዎም።
ብ3000 ሜትሮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ቅልጡፍ ሰዓት እዚ ዓመት ብምምዝጋብ ተዓዊታ።
ፋንቱ ወርቁ ድማ ሳልሰይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ።
ብ800 ሜትሮ ኣብ ዝፃሐደ ውድድር ሃብታም ኣለሙ ስዒራ።…
ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋዬ ኣብ ፈረንሳይ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮን ኣብ ሓደ ሰሙን ንኻልኣይ ጊዘ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋዬ ኣብ ፈረንሳይ፣ ቫል ዴ ሪዩል ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮን ውሽጢ ገዛ 800 ሜትሮ ተዓዊታ።
እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት 1 ደቒቓን 57 ሴኮንድን 06 ማይክሮ ሴኮንድን ብዝኾነ ፈጣን ናይ ዓለም ሰዓት እያ ተዓዊታ።
ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ቅድሚ ሒደት መዓልታት ኣብ ፈረንሳይ ሌቪን ኣብ ዝተኻየደ ናይ ውሽጢ ገዛ…
ን20 ዳያኑ ኣትሌቲክስ ቀዳማይ ብርኪ ሰርተፊኬት ኣትሌቲክስ ዓለም ተዋሂቡዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ን20 ዳያኑ ኣትሌቲክስ ቀዳማይ ብርኪ ሰርተፊኬት ኣትሌቲክስ ዓለም ተዋሂቡዎም።
እቶም ዳያኑ ካብ ኩሎም ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ዝተውፃእፅኡ ኢዮም ተባሂሉ።
ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ጌዴሬሽን ኣይተ ቢልልኝ መቆያን ፕሬዚዳንት ማሕበር ዳያኑ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣይተ መኮንን ጤናውን ኣብቲ ስነስርዓቱ ተረኺቦም፡፡
ኣይተ…
መበል ሻድሻይ ዙር ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 የካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ዙር ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሰዓት 12፡ 00 ጀሚሩ ተኻይዱ።
እቲ ምድላው ኮሚሽን ስፖርት ምምሕዳር ኣዲሰረ ኣበባ ዝመርሖ ኢዩ።
''ንሰላም ሃገረይ ዘብዒ ክኾን ኢየ፤ ንሰራዊ ምክልኻል ሃገር ቀዳምነት ክህብ ኢየ'' ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ።
እዋናዊን…
ማሕበር ስፖርት ቅዱስ ጊዮርጊስ ልዕሊ 50 ሺሕ ናውቲታት ትምህርቲ ንመቐለ ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ማሕበር ስፖርት ቅዱስ ጊዮርጊስ ልዕሊ 50 ሺሕ ናውቲታት ትምህርቲ ንመቐለ ደገፍ ከምዝገበረ ጊዚያዊ ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ኣታኽልቲ ሃይለስላሴ ገሊፆም።
እቲ ደገፍ ጥራዛትን ካልኦት ናውቲታትን ዘካተተ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣይተ ኣታኽልቲ ሃይለስላሴ፥ እቲ ማሕበር ዝገበሮ ደገፍ ኣዝዩ ዝተባባዕን ብተምሳሌት ዝረአን ኢዩ ኢሎም።…