ስፓርት
ጋንታ ወላይታ ዲቻ ንጋንታ ባህርዳር ከተማ ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፀወታ ቤትትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ወላይታ ዲቻ ንጋንታ ባህርዳር ከተማ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ።
ወላይታ ዲቻ ተዓዊታ ዝወፅአትለን ሽቶታት ቸርነት ጉግሳ ኣብ መበል 55ን 76ን ደቓይቕ ከምዘመዝገበን ሶከር ኢትዮጵያ ፀብፂቡ።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ…
Read More...
ንተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ፣ ኣትሌታት፣ ስፖርተኛታትን ኣርቲስታትን ብዛዕባ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ 2013 ዓ.ም ገለፃ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ተኸላ ፈልሲ ብሄራዊ ሓምለዋይ ልምዓት ዓመተ 2013 ዝምልከት ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተኻይዱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣባላት ተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፣ ኣትሌታት፣ ስፖርተኛታትን ኣርቲስታትን ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ብዛዕባ እቲ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ገለፃ ተገይሩሎም፡፡…
ኣብ ቸክ ሪፐብሊክ ዝተኻየደ ውድድር ቱር ኮንቲኔንታል ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ምሽት ኣብ ቸክ ሪፐብሊክ ዝተኻየደ ውድድር ቱር ኮንቲኔንታል ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም።
ኣብቲ ውድድር ብ3 ሺሕ መሰናኽል ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ጌትነት ዋለ ብ8 ደቒቕ 9 ሰከንድ 47 ማይክሮ ሰከንድ ብምእታው ተዓዊታ፡፡
ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ሳሙኤል ኣባተ ሳልሳይ ኮይኑ…
ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ኣዳማ ብምስዓር ካብ ሓደጋ ምውራድ ዘርሕቓ ውፅኢት ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሰበታ ከተማ ንኣዳማ ከተማ 1 ለ 0 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ።
ጋንታ ሰበታ ከተማ ኣብ መበል 35 ደቒቕ ኦሴ ማውሊ ብዘመዝገባ ብሕታዊት ሽቶ ኢያ ክትዕወት ክኢላ።
ብመሰረት እዚ 33 ነጥቢ ብመሓዝ ደረጃኣ ናብ ሻድሸይቲ ክብ ክትብል ክኢላ።
ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ…
ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ድሬዳዋ ከተማ ንፋሲል እንትት ስዕር ጂማ ኣባ ጅፋርን ባህርዳር ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንፋሲል እንትትስዕር ጋንታታት ጂማ ኣባ ጅፋርን ባህርዳር ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን።
ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጋንታ ፋል ከነማ 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ።
ስለዝኾነ ድማ ካብ ፕሪሜርሊግ ናይ ምውራድ ሓደጋ ዘለዋ ድሬዳዋ ከተማ ወሰንቲ ሰለስተ…
ኣቡበከር ናስር ክብረወሰን ኮኾብ መቑፀራይ ሽቶ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ሰይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋቲ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ኣቡበከር ናስር ክብረወሰን ኮኾብ መቑፀራይ ሽቶ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ሰይሩ።
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም ጋንታታት ሲዳማ ቡናን ኢትዮጵያ ቡናን፥ ኣቡበከር ናስር ኣብ መበል 9ይ፣ 36ን 90ን ደቒቕ ሽቶ ብምምዝጋብ ኣብ ሓደ ናይ ውድድር ዓመት 27 ሽቶታት ከመዝግብ ክኢሉ፡፡
ስለዝኾነ ድማ…
ፀወታ ፅዋዕ ቻምፒዮንስ ሊግ ናብ ፖርቶ ተዘዋዊሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሞንጎ ጋንታታት ቼልሲን ማንቼስተር ሲቲን ዝካየድ ናይ ፍፃመ ፀወታ ፅዋዕ ቻምፒዮንስ ሊግ ናብ ፖርቶ ከምዝተዘዋወረ ተገሊፁ።
ኣብቲ ፀወታ 12 ሺሕ ዝኾኑ ደገፍቲ ክልቲአን ጋንታታት ከኣትዉ ኢዮም ተባሂሉ፡፡
ነበርቅድም ክብል ኣብ ቱርኪ ከተማ ኢስታንቡል ስታዲየም ኦሎምፒክ ኣታቱርክ ንኽካየድ ቆፀሮ ተታሒዙሉ ዝነበረ ፀወታ…