Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኢትዮጵያን ብሩንዲን ኣብ ዋንጫ ሴካፋ ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያን ብሩንዲን ኣብ ዋንጫ ሴካፋ ትሕቲ 23 ዕድመ ብማዕረ ውፅኢት ሓደ ሸቶ ተፈላሊየን። ስለዝኾነ ብሩንዲ 4 ነጥቢ ብምሓዝ ካብ ዘላቶ ምድብ ቀዳመይቲ ብምዃን ናብ ቀፃሊ ዙር ምሕላፋ ኣረጋጊፃ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna…
Read More...

ጉጅለ ልኡኽ ትሕቲ 23 ዕድመ ብሄራዊ ጋንታ ታንዛኒያ ባህርዳር ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ትሕቲ 23 ዕድመ ብሄራዊ ጋንታ ታንዛኒያ ባህርዳር ኣቲዩ። እቲ ጋንታ መርመራ ኮቪድ 19 ገይሩ። ኣብ ምድብ ሀ ዝርከብ እቲ ብሄራዊ ጋንታ፥ ምስ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ሰዓት 10 ፀወትኡ ከምዝገብር ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ኣብ ውድድር ትሕቲ 23 ዓመት ፅዋዕ ሴካፋ ኡጋንዳን ኮንጎን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ትሕቲ 23 ዓመት ፅዋዕ ሴካፋ ሃገራውያን ጋንታታት ኡጋንዳን ኮንጎን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ 0 ን 0 ማዕረ ተፈላሊየን። ውድድር ትሕቲ 23 ዓመት ፅዋዕ ሴካፋ ትማሊ ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህርዳር ከምዝተጀመረ ይፍለጥ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ሃገራዊያን ጋንታታት ኡጋንዳን ኮንጎን ብዘይ…

ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ ብ3 ማዕረ ሸቶ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 23 ዕድመ ውድድር ሴካፋ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ኣብ መንጎ  ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዝተገበረ ፀወታ ተጀሚሩ። ኣብቲ ፀወታ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብ3 ማዕረ ሸቶ ተፈላሊየን። ንኢትዮጵያ ዊሊያም ሰለሞን ኣብ መበል 12 ደቒቓ ሓንቲ ሸቶ፣ ኣቡበከር ናስር ኣብ መበል 43ንን ኣብ መበል 58ን ደቓይቕ ክልተ ሸቶ…

ትሕቲ 23 ዕድመ ውድድር ሴካፋ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዝግበር ፀወታ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 23 ዕድመ ውድድር ሴካፋ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዝግበር ፀወታ ተጀሚሩ። እቲ ፀወታ ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። እቲ ስታዲየም ብናይ ክልቲአን ሃገራት ሰንደቕ ዓላማ ማዕሪጉ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ…

ውድድር ፅዋዕ ትሕቲ 23 ዓመት ሴካፋ ዝቕፅል ቀዳማ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ፅዋዕ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ)ትሕቲ 23 ዓመት ሴካፋ ዝቕፅል ቀዳማ ከምዝጅመር ተገሊፁ። ኢትዮጵያ ተተኣናግዶ እቲ ውድድር፥ ተኣንጋዲት ሃገረ ዴሞክራቲክ ረፐብሊክ ኮንጎ ሓዊሱ ትሽዓተ ሃገራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ ኣብ ባህርዳር ክሳተፋ ኢየን። እቲ ውድድር ዝቕፅል ቀዳም ሰዓት ትሽዓተ ኢትዮጵያ ምስ…

ተዓዋትነት ኣትሌታት ወነ ተዓዋትነት ኢትዮጵያውነት ኢዩ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ንዝሳተፉ ጉጅለ ልኡኽ ኣፋኒየን። ኢትዮጵያ ኣብ ኦሎምፒክ ዘለዋ ድሙቕ ታሪክ ንክቕፅል ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ዝሳተፉ ኣትሌታት ድሙቕ ታሪክ ንክፅሕፉ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓደራ ኢለን። ኣብ ሮም ኦሎምፒክ ብማራቶን ዝተጀመረ ዓወት ጅግና ኣበበ ቢቂላ ብጥራሕ…