Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ድልድል ርብዒ ፍፃመ ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ድልድል ርብዒ ፍፃመ ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፡- ጋንታ ቼልሲ ምስ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ጋንታ ቪያሪያል ምስ ጋንታ ባየርን ሙኒክ ጋንታ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ጋንታ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ጋንታ ቤኔፊካ ምስ ጋንታ ሊቨርፑል ተደልዲለን። ቀዳማይ እግሪ ፀወታ 27 ን 28 መጋቢት ዝካየድ እንትኸውን፥ 4ን 5ን ሚያዝያ ድማ ናይ መልፂ ፀወተአን ከካይዳ እየን። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…
Read More...

ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናይ መወዳእታ ዙር መፃረዪ ውድድር ትሕቲ 20 ዓመት ፅዋዕ ዓለም ተካይድ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ናይ መወዳእታ ዙር መፃረዪ ውድድር ትሕቲ 20 ዓመት ፅዋዕ ዓለም ምስ ጋና መዘናኣ ተካይድ ኣላ። እቲ መፃረዪ ፀወታ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ እናተኻየደ ከምዝርከብ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ…

ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያን ጂ ኣይ ዜድን ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ትካል ልምዓት ጀርመን ጂ ኣይ ዜድን ስምምዕነት 10 ሚሊየን ብር ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ደረጃ ማእኸል ልህቀትን መፃወቲን መለማመዲን ሜዳ ንምምሕያሽ ከምኡ እውን ሓዱሽ ተወሳኺ ሜዳ ንምስራሕ ዘኽእል ክዝኾነ ካብቲ ፌዴሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ጂ…

ኢንተርነሽናል ኣርቢትር ባምላክ ተሰማ ኣብ ቀፃሊ 2 ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት ብዋና ዳይነት ክመርሑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንተርነሽናል ኣርቢትር ባምላክ ተሰማ ኣብ ቀፃሊ ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣፍሪካን መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለምን ብዋና ዳይነት ክመርሑ ኢዮም። ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ፅቡቕ ብቕዓት ዳይነት ዘርአዩ ኣርቢትር ባምላክ ተሰማ ዝቕፅል ቀዳም 16 መጋቢት ዝግበር ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ…

ኣብ ቴክዮ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝበረታታዕ ውፅኢት ኣመዝጊቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቴክዮ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝበረታታዕ ውፅኢት ኣመዝጊቦም። ብደቂ ተባዕትዮ ታምራት ቶላ ብ2 ሰዓት 2 ደቒቓን 14 ሰከንድን ብምእታው ኣብቲ ውድድር ሳልሳይ ደረጃ ብመሓዝ ውድድሩ እንትዛዝም፥ ሹራ ቂጣታ 5ይ ደረጃ ሒዙ ውድድሩ ዛዚሙ፡፡ ኣብቲ ውድድር ኪኒያዊው ኤሉድ ኪፕቾጌ 2 ሰዓት 2…

ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ኣብ ስፔን ብዝተኻሄደ ውድድር ጉያ 10 ኪሎ ሜትር ሓዱሽ ክብረ ወሰን ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ኣብ ስፔን ላ ፕላና ብዝተኻሄደ ውድድር ጉያ ጎዳና 10 ኪሎ ሜትር ሓዱሽ ክብረ ወሰን ኣመዝጊባ። እታ ኣትሌት 29:14 ብዝኸነ ሰዓት ብምእታው ኢያ ሓዱሽ ወሰን ኣመዝጊባ ዘላ፡፡ ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ትማሊ ኣብ ፓላንድ ቱራን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ፓላንድ ቱራን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ካልኣይ ክብረ ወሰን ዓለም ብዝኾ ውፅኢት ተዓዊታ። ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ናይ ትማሊ ውድድራ ባዕላ ካብ ዝሓዘቶ ክብረወሰን ዓለም ብክልተ ሰኮንድ ትሕት ኢላ 3፡54.77 ብዝኾነ ውፅኢት ኢያ ቀዳማይቲ ወፂኣ። ኣብቲ…