Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣብ ፕሪሚየር ሊጉ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ናይ መወዳእታ መርሃ ግብሪ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ምስ ጋንታ ስሑል ሽረ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ክፃወታ ኢየን። ስሑል ሽረ ኣብዚ ዓመት ዳግም ናብቲ ውድድር ምምላሳ ዝዝከር እንትኸውን÷ ኣዳማ ከተማ ኣብ ዝሓለፈ ዘበነ ውድድር 44 ነጥቢ ብመሓዝ 7ይ ደረጃ ብመሓዝ ክትዛዝም ክኢላ ነይራ፡፡ ምሸት ሰዓት 1 ጋንታታት ድማ ሲዳማ ቡናን ሃዋሳ ከተማን ፀወተአን ከካይዳ ኢየን።…
Read More...

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃድያ ሆሳእና ንመቐለ 70 እንደርታ ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ 2017 ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ተጀሚሩ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ዝተኻየደ መኽፈቲ ፀወታ÷ ጋንታ ሃድያ ሆሳእና ንጋንታ መቐለ 70 እንደርታ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ሃድያ ሆሳእና  ዝተዓወተትላ ብሕታዊት ሸቶ ሄኖክ ኣርፍጮ ብፍፁም ቅላዕ…

መቐለ 70 እንደርታን ሃዲያ ሆሳእናን ፈላማይ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2017 ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃግብሪ ዘበነ ውድድር 2017 ዓ.ም ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታን ሃዲያ ሆሳእናን ብዝገብረኦ ፀወታ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ክጅመር ኢዩ። ብመሰረት እዚ ንኣርባዕተ ዓመታት ኣብቲ ሊግ ዘይነበረት ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ምስ ሃዲያ ሆሳእና ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ብዘካይደኦ…

ጋንታ ሮማ ንኣሰልጣኒ ዳንኤል ዲ ሮሲን ኣሰናቢታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያናዊት ጋንታ ሮማ ንኣሰልጣኒ ዳንኤል ዲ ሮሲን ካበ ሓላፍነቱ ከምዘሰናበተቶ ኣፍሊጣ። እቲ ኣሰልጣኒ ካብ ሓላፍነቱ ዝተልዓለ ንጋንታ ሮማ ዕውትቲ ክገብራ ኣይከኣለን ብዝብል ኢዩ፡፡ ሮማ ካብ ዘካየደተን ኣርባዕተ ፀወታታት እተን ሰለስተ ፀወታታት ብማዕረ ውፅኢት ሓደ ስዕረት ምዝዛማ ዳኒኤል ዲ ሮሲ ንኽሰናበት ምኽንያት…

ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅሉ ማንቼስተር ሲቲን ምስ ኢንተርሚላን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 1፡45 ጣሊያናዊት ጋንታ ቦሎኛ ምስ ዩክሬናዊት ጋንታ ሻካታር ዶኔስክ ከምኡ እውን ጋንታ ቼክ ሪፐብሊክ ስፓርታ ፕራግ ምስ ኦስትሪያዊት ጋንታ ሬድቡል ሳልዝበርግ ክራኸባ…

ጋንታ ስፖርት መቻል ናብ ነባር ክብሩ ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ስፖርት መቻል ናብ ነባር ክብሩ ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ህንፀት ስነ ልቦና ሰራዊት ምክልኻል ሜጄር ጄኔራል እንዳልካቸው ወልደኪዳን ገሊፆም። ታሪክ እቲ ጋንታ ብምፍታሽ ኣመራርሓ እቲ ቦርድ ብምውዳብን ኣንፈት ብምሃብን ናብ ስራሕ ንክእቶ ብምግባር ሰፊሕ ስራሕ ከምዝተሰርሐ ሓቢሮም። ከም ፖርቹጋላዊ…

ብምኽንያት በዓል መስቀል ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ብሽክሌታ ፀብለልታ ንዘርኣዩ ተወዳደርቲ ሜዳሊያ ተበርኪቱሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት በዓል መስቀል ኣብ ከተማ ዓዲግራት ውድድር ብሽክሌታ ብክልቲኡ ፆታ ተኻይዱ። ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ብሽክሌታ ፀብለልታ ብምርኣይ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሮም ንዝዛዘሙ ተወዳደርቲ ሜዳሊያ ተበርኪቱሎም። ብመሰረት እዚ፦ ማውንቴይን ደቂ ተባዕትዮ 1ይ ናሆም መዝገቦ፦ ራይት ማይ ሜዳሊያ…