Fana: At a Speed of Life!

ስድራ ኤመድ ትሬዲንግ 82 ቅርስታት ብውህብቶ ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስድራ ኤመድ ትሬዲንግ 82 ቅርስታት ንሙዚየም ዝክረ ዓወት ዓድዋ ብውህብቶ ለጊሶም።

እቶም ስድራ ካብ ወላዲኦም ብሓደራ ዝተውሃቦም ቅርስታት ከምዝለገሱ ተገሊፁ።

ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ምስ ዓወት ዓድዋ ዝተዛመዱ ቅርስታት ኣብቲ ሙዚየም ንክቕመጡ ኣብ ኢዶም ቅርሲ ዘለዎም ንከረክቡ ፃውዒት ኣቕሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.