Fana: At a Speed of Life!

ስዑድ ዓረብ ንማሕበራዊ ፀገም ተቓላዐቲ ኢትዮጵያውያን ዝኸውን 50 ቶን ተምሪ ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ስዑድ ዓረብ ንማሕበራዊ ፀገም ተቓላዐቲ ኢትዮጵያውያን ዝኸውን 50 ቶን ተምሪ ሓገዝ ምግባሩ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ፡፡

ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ብምትሕብባር ሃፍቲ ብምትእኽኻብ ማሕበራዊ ሓገዝ ንዝደልዩ ወገናት ተበፃሒ ናይ ምግባር ስራሕ እናተሰርሐ ከምዝኾነ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ገሊፁ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.