ስዊድንን ፊንላንድን ናብ ኔቶ ንምሕዋስ ብፅሑፍ ስሩዕ ሕቶ ኣቕሪበን
ኣዲስ ኣበባ፣10 ግንቦት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዊድንን ፊንላንድን ናብ ኔቶ ንምሕዋስ ብፅሑፍ ስሩዕ ሕቶ ኣቕሪበን።
እተን ሃገራት ሕቶአን ናብ ዋና ፀሓፊ ጀንስ ስቶልተንበርግ ብዕሊ ዘቕረባ እንትኾና፥ እቶም ዋና ፀሓፊ እቲ ደብዳበ ንዘቕረቡ ዲፕሎማታት አመስጊኖም።
ናይተን ሃገራት ውሳና ንምስፋሕ እቲ ትካል ዓብዪ ዓቕሚ ከመዝኾነ አወነ ተዛሪቦም።
ተርኪ ቅድም ክብል ክልቲአን ሃገራት “ግብረራዕዲታት ዘተኣናገዳ፥ ተርኪ ዘግለለ ሰርዓት ንግዲ ኣካይደን “ብምባል ዝኸሰሰት እንትትኮን፥ እተን ሃገራት ኣባል ኔቶ ንምዃን ዘቕረብኡ ሕቶ ብዕሊ ተቓዊማ ኢያ።
በፍላይ እተን ሃገራት መንግስቲ ተርኪ ገብረ ራዕዲ ንዝበሎ ዕጡቕ ኩርዲ ኣየውገዛን፣ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2019 ዕድጊት መሳርሒ ኲናት ተርኪ ብዝምልከት ማዕቐብ ኣንቢረን ኢየን ክትበል ክልቲአን ሃገራት ኮኒና ከብል ኣርቲ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።