Fana: At a Speed of Life!

ስንብት ኣስከሬ ናይ ክብሪ ዶክተር ኣበበች ጎበና ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ስንብት ኣስከሬ ናይ ክብሪ ዶክተር ኣበበች ጎበና ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ከምዝካየድ ኮሚቴ ፈፃሚ ቀብሪ ኣፍሊጡ።

ስነስርዓት ቀብሪ ዶክተር ኣበበች ጎበና ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት ትሽዓተ ኣብ ካቴድራል ቅድስት ስላሴ ክፍፀም ኢዩ።

እቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ቅድሚ ምፍፃሚ ድማ ካብ ሰዓት 3 ጀሚሩ ኣብ መንበሪ ገዝአን መርሃ ግብሪ ምፍናው እናተሳለጠ ይርከብ፡፡

ብመሰረት እቲ መርሃ ግብሪ ካብ ሰዓት 6 ክሳብ ሰዓት 8 ኣብ ኣደባባይ መስቀል ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ዘመድ ኣዝማድ፣ ፈተውተን ኣብ ዝተረኸቡሉ ምፍናው ከምዝግበረለን ካብ ማሕበር ክንክን ህፃናትን ልምዓትን ኣበበች ጎበና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.