Fana: At a Speed of Life!

ስነ ስርዓት በዓል ዓርቢ ስቕለት ብመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ ስርዓት በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ።

እቲ በዓል፥ ብተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ፣ ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስቲያንን ሕብረት ኣቢያተ ክርስቲያናት ወንጌላውያንን ብስግደት፣ ፀሎት፣ ፆምን ዝማሬን ይኽበር ኣሎ።

እተን ኣቢያተ ክርቲያናት፥ ኢየሱስ ክርስቶስ ደቂ ሰባት ንምድሓን ዝተቐበሎም መከራታት እናዘከሩ ኢዮም እቲ በዓል ዘኽብረኦ ዘለዋ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.