Fana: At a Speed of Life!

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዳዊት ፍሬው ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዳዊት ፍሬው ተፈፂሙ።

ኣብ ጣሊያን  ከተማ ሮም ብሃንደበት ህይወቱ ዝሓለፈ ተፃዋታይ መሳርሒ ሙዚቃ ክላርኔት ኣርቲስት ዳዊት÷ ስነ-ስርዓት ቀብሩ ሎሚ ኣብ መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ቤተ ክርስቲያን ተፈፂሙ።

ቅድሚ እቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ድማ ናይ ሞያ መሓዝቱ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ እንዳ ቴያትር ሃገር ፍቅር ስነ-ስርዓት ምፍናው ተገይሩሉ፡፡

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ÷ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣርቲስታት፣ ፈተውቲን ስድራን እቲ ኣርስቲት ተረኺቦም።

ብምንተስኖት ሙሉጌታ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.