Fana: At a Speed of Life!

ስነ-ስርዓት ሶላት በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ሶላት መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተኻይዱ።

እቲ በዓል ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት በተኸተልቲ እቲ እምነት እናተኸበረ ከምዝርከብ ሓበሬታ ኮሙኒኬሽን እቲ ክልል የመላኽት፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.