Fana: At a Speed of Life!

ስነ-ስርዓት ምረቓ ልኡኻት ሰላም ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ምረቓ ልኡኻት ሰላም ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጂማ ተሳሊጡ።

ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝተውፃእፅኡ ኣብ ሰላም፣ ፍቕሪን ክብሪን ሃገርን ተግባር ወለንታን ን45 መዓልቲታት ስልጠና እናወሰዱ ዝፀንሑ ሰባት ኢዮም ሎሚ መዓልቲ ተመሪቖም ዘለዉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.